TBS TV

Author: admin

🔴TBS TV| ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ | ልዝብ መሪሕነት ንድሕነት | ቅዋም ኦቻ ኣብ ኲናት ዓለም | ዜናታት 20 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ካልኣይ ዓመት ምስረታ ቲቢኤስ
ቲቢኤስ ቲቪ ካልኣይ ዓመት ጽምብል ምስረታኡ ምኽንያት ብምግባር ሓገዝ ዝረኽበሉ መስርሕ ከምዘዋደደ ተገሊጹ::

ጽምብል ቲቢኤስ
ለዕሊ 95% መደባት ቲቢኤስ ዓብዪ ዋጋ እናተኸፈሎም ዝስርሑ ትምህርታውን መዘናግዕን መደባት እዮም።
መረፃ ክካየድ ኣለዎ

ረስኒ መረጻ 2018
መረጻ ምክያድ ንህዝቢ ትግራይ ናይ መንግስትነት ቁመና ዝህብ እዩ ተባሂሉ።

ልዝብ መሪሕነት ንድሕነት
ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ንክመለስን ትግራይ ስርዓተ መንግስትነታ ክተረጋግጽን ልዝብ መሪሕነት ኣድላዪ እዩ ተባሂሉ።

ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ
ፀገም ትግራይ ብሰለማዊ ፖለቲካዊ መንገዲ እምበር ብኲናትን ውግእን ክፍታሕ ኣብ ዘይኽእለሉ ዓለማዊ ኩነታት ኣለና።

ቅዋም ኦቻ ኣብ ኲናት ዓለም
ኦቻ፣ዓለም እተተናኣግዶ ዘላ ኲናት ንስድራቤታት ኣብ ሓደጋ ዘእትው ክብል ገሊፁ።

ቱርክን ኣሜሪካን
መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዛዕባ ቦርድ ሰላም ጋዛ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ! | ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ | ርክብ ሱዳንን ኢንግሊዝን ዜናታት 19 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ሕቶ ተጋደልቲ
ናብ ኣሃዱና ዝመፀ ረቛሒ ምልመላ ምስንባት ተጋደልቲ፡ ንኣና ዘይጠመተን ብቀፃልነት ኣብ ህይወትና ፅልዋ ዝፈጥርን እዩ

ሕቶና ተቐባልነት ኣይረኸበን

ናብ ዝነበርናዮ ኣብያተ ዕዮና ክንምለስ ዝሓተትናዮ ሕቶ ውድቂ ምዃኑ ቅርታ ፈጢሩልና ::

ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ

ሚዲያ ስለዝረኸብካ ጥራይ ዝዝረቡ ዘየድልዩ ቃላትን ፅሑፍትን ንትግራይ ዋጋ የኽፍልዋ ኣለው::

ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ

ፀገም ትግራይ ብሰለማዊ ፖለቲካዊ መንገዲ እምበር ብኲናትን ውግእን ክፍታሕ ኣብ ዘይኽእለሉ ዓለማዊ ኩነታት ኣለና።

ወፍሪ መጥባሕቲ
ሆስፒታል ዓይደር ካብ 30 ለካቲት -30 መጋቢት ን 1 ወርሒ ዝፀንሕ ወፍሪ መጥባሕቲ ከምዘዳለወ ተገሊፁ::

ርክብ ሱዳንን ኢንግሊዝን

ኣብ ምርግጋእ ፀጥታ ሱዳንን ክልተኣዊ ዝምድናን ዘድሀበ ዘተ ተኻይዱ::

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| መልሲ ንግበር | ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን | ክሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣሜሪካ

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

“መረፃ ክካየድ ኣለዎ”
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ እትኽእል ዝተመረፀ መንግስትነት እንትህልዋ እዩ ተባሂሉ።

ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን

ፀለመ፣ ምጥቕቓዕን ሽም ምጥፍፋእን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘውድቕ ሓደገኛ ባህሊ ፖለቲካ እዩ::

“መልሲ ንግበር”
ኩሉ ነገር ንታሪኽን ንሕልናን ገዲፍካ ከካብ ዝኸድካዮ ናይ ተኽኒ ጫፍ መልሲ ምግባር ግድን ኣብ ዝብል ምዕራፍ ኣለና።

ቅልቅላው ደቡብ ሱዳን
ቅልውላው እታ ዓዲ ዝወለዶ ፀገም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጅምላዊ ዓመፅ ይሰፍሕ ኣሎ ተባሂሉ።

ክሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣሜሪካ
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ግዝያዊ ሓለዋ ምስተወድአ ክሲ ጀሚራ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ትጉህ ምንቅስቓስ ጥፍኣት | ዋጋ ልምሰት መንግስትነት | “ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ውድብ” || ዜናታት 16 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።

ዋጋ ልምሰት መንግስትነት

ሰኣን መንግስትነት ትግራይ ንምንባር ዘይትምችው፣ ጀጋኑኣ መዓልታዊ እትደፍእን ክብራ በብዕለት ዝጎድልን ዓዲ ትኸውን ኣላ

“ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ውድብ”

ናብ ሚድያ እናወፁ ትግራይ ብሓደ ሓሳብን ሓደ ውድብን ጥራይ ክትነብር ዝፅዕሩ መራሕቲ ኣደብ ክሕዙ ይግባእ ተባሂሉ።

ሂማንራይትስ ፈረስት ብዛዕባ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ግዱድ ማእሰርትን መጭወይትን ደቅሰባት ኣሎ ክብል ሂማንራይትስ ፈረስት ከሲሱ።

ካልእ መልክዕ ምግዳል
መንእሰይ ትግራይ ፍቖዶ በረኻ ህይወቱ ካብ ዝስእን ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ክልወጥ ይግባእ::

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

🔴TBS TV| ዓውታ መራሕቲ፡ ስቕታ ህዝቢ | ምድልዳል መንግስትነት | ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን || ዜናታት 15 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።

ምድልዳል መንግስትነት
ትግራይ ሰላም ክተርክብን ፀጥታኣ ውሕስ ክተገብርን ኣብ መጠሻን ምድልዳልን መንግስትነት ክትሰርሕ ይግባእ ።

ዛንታ ሰለስተ ኣባዑር
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ንትግራይ ብዘቐደመ ሰለማዊ ቃልሲ ደቂ ትግራይ እዩ።

ምስፋሕ መድሕን ጥዕና
መድሕን ጥዕና ዕውት ንክኸውን በቢደረጅኡ ዘሎ ኣመራርሓን ሰብ ሙያ ጥዕናን ኣበርቲዖም ክሰርሑ ይግባእ።

ገዳም ጨርቆስ ውቕሮ
እቲ ገዳም ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፃዕሪ ክጅመር ኣለዎ ተባሂሉ።

ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን
ኣሜሪካ ካብ ኣባልነት ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርሳ ከምዘግለለት ኣፍሊጣ።

“ቦርድ ሰላም ጋዛ”
ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፡ ትራምፕ ናብ ቦርድ ሰላም ጋዛ ክፅንበራ ንዝገበሮ ፃውዒት ናእደአን ገሊፀን።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

🔴TBS TV| ውሳነ 15 ጥሪ ‘ታይ ኣትረፈ? | “ንትግራይ ዘድሕን ውሳነ” | መግለፂ 6 ውድባት ትግራይ || ዜናታት 14 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

ቅዋም 15 ጥሪ
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሕሉፍ ዓመት ከምዚ ቅንየት ዝሓዝዎ ቅዋም ኣዘራራባይነቱ ቀፂሉ።

“ንትግራይ ዘድሕን ውሳነ”

ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበለ እዩ።

“ንትግራይ ዝበደለ ውሳነ”
ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ህዝቢ ትግራይ ፀገሙ ክጋደድን ቅልውላው ክተሓላለኽን ዝገበረ እዩ።

“ምሳይ ወይ ኣንፃረይ ”
ፖለቲካዊ ወጥሪ ህወሓት ስግኣት ህላወ ህዝቢ ትግራይ ይኸውን ኣሎ።

ትግራይ ብደቃ
ኣብ ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ክፍትሑ ይግባእ።

መግለፂ 6 ውድባት ትግራይ
እተን ውድባት፣ቅልውላው ትግራይ ዝመፅ ዘሎ ብገባታይነት ሓደ ውድብ እዩ ክብላ ከሲሰን ።

ትራምፕ ኣብ ህደሴ ግድብ
ፕረዚደንት ግብፂ ኣልሲሲ ትራምፕ ንህዳሴ ግድብ ዝምልከት ቁዋሙ ከምዘሐጎሶ ገሊፁ።

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| “ለማዳ እንስሳ” ዝተብሃሉ | ህዳሰ ግድብን ግብፅን | ኢሳያስውነት ኣብ ትግራይ || ዜናታት 12 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

ቃና ዘገሊላ
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ ዝኽበረሉን ቅድስ ሚካኤል ታቦት ናብ መንበሩ ክብሩ ዝምለሰሉን ዕለት እዩ።

ቴሌቶን ንጉዳኣት ሓርበኛታት መሐከሚ
13 ጥሪ 2018 ዓ.ም ዕላዊ እቶት መተኣኻኸቢ መድረኽ ክካየድ እዩ ።

ሓበራዊ ሓላፍነት
ጉዳኣት ሓርበኛታት ንምሕካምን ተመዛበልቲ ወገናት ንምምላስን ኩሉ ትግራዋይ ዝከኣሎ ክገበር ይግባእ።

“ለማዳ እንስሳ”
ብ/ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ኣብ ትግራይ ዘለው ተቛወምቲ ውድባት ዕላማ ኣይብለንን ክብል ገሊፁ።

ኢሳያስውነት ኣብ ትግራይ
ኣቦ ወንበር ውድብ ናፅነት ትግራይ ደጀን መዝገቦ ፣ጀነራል ወዲ መዲህን ዝተዛረቦ ናይ ኢሳያስ ሓሳብ ልብል ተደሚፁ።

ህዳሰ ግድብን ግብፅን
ግብፂ ኣብ ጉዳይ ህዳሴ ዘለዎ ቅዋም ኣቐፂላን ካሕሳን ትጥልብ ኣላ።

ሶማልያን ኳታርን
ክልቲአን ሃገራት ወተዳራዊ ስምምዕነተን ንምጥንኻር ዝዓለመ ስምምዕነት ኣካይደን።

ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኣውሮፖ
ቻይና ኣብ ኣውሮፖ እቲ ዝዓበየ ኤምባሲ ንምህናፅ ዝዓለመቶ ከይዲ ኢንግሊዝ ክተፅድቐላ ከምዝከኣለት ተሓቢሩ።

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ