🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ካልኣይ ዓመት ምስረታ ቲቢኤስ
ቲቢኤስ ቲቪ ካልኣይ ዓመት ጽምብል ምስረታኡ ምኽንያት ብምግባር ሓገዝ ዝረኽበሉ መስርሕ ከምዘዋደደ ተገሊጹ::
ጽምብል ቲቢኤስ
ለዕሊ 95% መደባት ቲቢኤስ ዓብዪ ዋጋ እናተኸፈሎም ዝስርሑ ትምህርታውን መዘናግዕን መደባት እዮም።
መረፃ ክካየድ ኣለዎ
ረስኒ መረጻ 2018
መረጻ ምክያድ ንህዝቢ ትግራይ ናይ መንግስትነት ቁመና ዝህብ እዩ ተባሂሉ።
ልዝብ መሪሕነት ንድሕነት
ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ንክመለስን ትግራይ ስርዓተ መንግስትነታ ክተረጋግጽን ልዝብ መሪሕነት ኣድላዪ እዩ ተባሂሉ።
ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ
ፀገም ትግራይ ብሰለማዊ ፖለቲካዊ መንገዲ እምበር ብኲናትን ውግእን ክፍታሕ ኣብ ዘይኽእለሉ ዓለማዊ ኩነታት ኣለና።
ቅዋም ኦቻ ኣብ ኲናት ዓለም
ኦቻ፣ዓለም እተተናኣግዶ ዘላ ኲናት ንስድራቤታት ኣብ ሓደጋ ዘእትው ክብል ገሊፁ።
ቱርክን ኣሜሪካን
መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዛዕባ ቦርድ ሰላም ጋዛ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ።
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ