🔴ዜናታት እዚ ዕለት
ቅዋም 15 ጥሪ
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሕሉፍ ዓመት ከምዚ ቅንየት ዝሓዝዎ ቅዋም ኣዘራራባይነቱ ቀፂሉ።
“ንትግራይ ዘድሕን ውሳነ”
ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበለ እዩ።
“ንትግራይ ዝበደለ ውሳነ”
ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ህዝቢ ትግራይ ፀገሙ ክጋደድን ቅልውላው ክተሓላለኽን ዝገበረ እዩ።
“ምሳይ ወይ ኣንፃረይ “
ፖለቲካዊ ወጥሪ ህወሓት ስግኣት ህላወ ህዝቢ ትግራይ ይኸውን ኣሎ።
ትግራይ ብደቃ
ኣብ ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ክፍትሑ ይግባእ።
መግለፂ 6 ውድባት ትግራይ
እተን ውድባት፣ቅልውላው ትግራይ ዝመፅ ዘሎ ብገባታይነት ሓደ ውድብ እዩ ክብላ ከሲሰን ።
ትራምፕ ኣብ ህደሴ ግድብ
ፕረዚደንት ግብፂ ኣልሲሲ ትራምፕ ንህዳሴ ግድብ ዝምልከት ቁዋሙ ከምዘሐጎሶ ገሊፁ።
እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ