🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
“መረፃ ክካየድ ኣለዎ”
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ እትኽእል ዝተመረፀ መንግስትነት እንትህልዋ እዩ ተባሂሉ።
ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን
ፀለመ፣ ምጥቕቓዕን ሽም ምጥፍፋእን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘውድቕ ሓደገኛ ባህሊ ፖለቲካ እዩ::
“መልሲ ንግበር”
ኩሉ ነገር ንታሪኽን ንሕልናን ገዲፍካ ከካብ ዝኸድካዮ ናይ ተኽኒ ጫፍ መልሲ ምግባር ግድን ኣብ ዝብል ምዕራፍ ኣለና።
ቅልቅላው ደቡብ ሱዳን
ቅልውላው እታ ዓዲ ዝወለዶ ፀገም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጅምላዊ ዓመፅ ይሰፍሕ ኣሎ ተባሂሉ።
ክሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣሜሪካ
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ግዝያዊ ሓለዋ ምስተወድአ ክሲ ጀሚራ።
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ