ሓተታ
መደባት
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ሓደሽቲ ሕታማት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ምቁራጽ መደብ ዜናን ተረኽን
ትካልና ቲቢኤስ ብዘጋጠሞ ፖለቲካዊ ፅዕንቶን ፋይናንሳዊ ፀገምን ካብ ሎሚ 5 ነሓሰ 2018 ጀሚሩ መደብ ዜናን ተረኽን ክዓፅፍ እዩ።
ኢልኒኖን ትኹረት ሓረስታይን
ዘየመክሕ ዝናብ ሎሚ ዘበን ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ሰብ ሙያ ሕርሻ ግቡእ ክትትል ክገብሩ ጻውዒት ቀሪቡ።
ፀብፃብ “FAO”
ኢትዮጵያ ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላውን ሓደጋ ኢልኖን ዜጋታታ መናባበርኦም ክደፍኡ ኣይኸኣሉን።
ለበዋ ገላውድዮስ ኣርኣያ (ፕሮፌሰር)
ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ናብ ኲናት ኣትዩ ከይጉዳእ መራሕቱ ንዘተ፣ ንልዝብን ዕርቅን ዝኸውን ግዜን ትኹረትን ክሕቡ ይግባእ ተባሂሉ።
ምድልዳል ቁመና ብሄር
ዓዲ ክትድሕንን ህዝቢ ብሰላም ንክነብርን መራሕቲ ረብሓ ህዝቦም ክርዱኡ ይግባእ ተባሂሉ።
ኲናት ንሕድ ሕድ ሱዳን
ሕድሕዳዊ ኲናት ሰዳን ጠጠው ንክብል ኩሉ ዝሓቐፈ መንግስቲ ክትከል ይግባእ ዝብል ፃውዒት ቐሪቡ።
ሓገዝ ኣሜሪካ ንኮሎምብያ
ኮሎምብያ ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ምትእንጋዳ ስዒቡ ኣሜሪካ 15.5 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ሓገዝ ክትህብ ቃል ኣትያ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ነሓሰ
ኲናት ትግራይ ከይድገምን ንዑዑ ስዒቡ ዝመፅእ በሰላ ከይዓዝዝን ትኹረት ኹሉ ትግራዋይ ይጠልብ።
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንጉዳኣት ተጋደልቲ
ጀጋኑ ጉዳኣት ተጋደልቲ ትግራይ ንምሕካም ዝውዕል ናይ ሃፍቲ ምትእኽኻብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኾይኑ።
ደሃይ ፊልሞን ፊላሪ
ቕድሚ ሓደ ዓመት ከምዚ ዕለት ደሃዩ ዝጠፈአ ፊልሞን ዛጊድ ደሃዩ ዘይምርካቡ ሻቐሎት ስድራኡን ደለይቲ ፍትሕን ክውስኽ ገይሩ ኣሎ ።
ማእሰርቲ ኢ/ያውያን ኣብ ስዑዲ ዓረብ
ስዑዲ ዓረብ 16 ኪሎ ጫት ሒዞም ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቲኖም ዝበሎም ሸሞንተ ኢትዮጵያውያንን ሓደ ስዑዳዊን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእቲዋ።
“ጉዳይ ዘውዱ፥ ሕቶ ፍትሒ”
ከይዲ ምፅራይ ቕትለት ዘውዱ ሃፍቱ ዳግማይ ክረኣይ፣ ብዘይሻራዊ ኣካል ክፃረን ፍትሒ ክረክብን ይግባእ ተባሂሉ።
“ዘውዱ ካብ ጎነይ መንጢልሎምኒ”
ዘውዱ ዝተቐተለትሉ ኣግባብ ይትረፍ ንፈታዊኻ ንፀላኢኻ ዘይትምነዮ ኣሰካሒ እዩ ክትብል ዓይኒ ምስክር ገሊጻ።
ኣብ ጅቡቲ ዝወደቐት ድሮን
ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ መደበር ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ድሮን ከምዝወደቐት ተገሊፁ።
ጅምላዊ መቓብር ኣብ ኩርሙክ
ኣብ ኩርሙክ ብሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ዝሞቱ ዝተበሃሉ ሰላማውያን ሰባት ዝሓዘ ጃምላዊ መቓብር ተረኺቡ ተባሂሉ።
ዝናብ ቻይናን ምምዝባል ደቂሰባትን
ኣብ ቻይና ንፋስ ዝበዘሖ ዝናብ ምውቑዑ ስዒቡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ተመዛቢሎም።
ቅዋም እስራኤል ኣብ ሑቲ
ቀዳማይ ሚኒሰተር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ብኣሜሪካ ዝቐረበ ትልሚ ምፍታሕ ዕጥቂ ሑቲ ውድቂ ገይሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ነሓሰ
ኲናት ትግራይ ከይድገምን ንዑዑ ስዒቡ ዝመፅእ በሰላ ከይዓዝዝን ትኹረት ኹሉ ትግራዋይ ይጠልብ።
ወለዶ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ወርቃዊ ገጻት