TBS TV

Author: admin

🔴TBS TV| ክፍሊት መሃያ፡ ክሳድ ትግራዋይ | ውሳነ መሃያ ወርሒ ለካቲት | ዘተ ኣብ ጉዳይ ተመዛበልቲ | ዜናታት 25 ለካቲት 2018

#tbstv መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ዘተ ኣብ ጉዳይ ተመዛበልቲ
ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ምስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኦቻ መቐለ ኣብ ዛዕባ ተመዛበልቲ ዘትዮም።

ውሳነ መሃያ ወርሒ ለካቲት

በጀት ካብ ፌዴራል ብዘይምልቃቑ መሃያ ለካቲት ንምኽፋል ተፀጊመ እየ ክብል ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገሊፁ።

መግለፂ ውድብ ስምረት

ስምረት፡ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ሸይጥካ ንካልእ ጥቕሚ ንምውዓል ንብረት መንግስቲ የሐርጅዎ ኣለዉ ክብል ከሲሱ።

ጥርዓን ሰብ ማሕበር ታክሲ

ሰብ ታክሲ መቐለ ቀረብ ነዳዲ ብዘይምህላው ግልጋሎት ታክሲ ንምሃብ ንፀገም ኣለና ኢሎም

“መንግስቲ ይብፀሐልና ”
ሕብረተሰብ ግቡእ ግልጋሎት መጓዓዝያ ንክንረክብ ፍሉይ ቆላሕታ መንግስቲ ንጠልብ ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት

ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

🔴TBS TV| መወዳእታ ዕለት ምልካውያን | ኣንደበት ፕረዚደንት | መግለፂ ውድብ ሳወት | ዜናታት 24 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ኣንደበት ፕረዚደንት
ፕረዚደነት ታደሰ ወረደ ቁጠባ ትግራይ ንክንሳእርር ግደ ሕብረት ሰራሕ ማሕበራት ዕዙዝ እዩ።

ዓለም ለኸ መዓልቲ
ዓለም ለኸ መዓልቲ ናይ ኣፈጣጥራ ፀገም ሕክምና መዓልቲ ኣብ መቐለ ተኸቢሩ።

መግለፂ ውድብ ሳወት
ጉዳይ ምምላስ ተመዛበልቲን ላእላዊ ግዝኣት ሓድነትን ናብ ድርድር ዝቐርብ ኣጀንዳ ኣይኾነን ተባሂሉ።

ዘላቒ ፋታሕ ትግራይ
ዘላቒ ሕቶ ህዝብን መሬትን ትግራይ ናብ ንቡር ንክምለስ ሰፊሕ ፃዕሪ ይጥልብ።

ዓለም ካብ ኢራን
መሪሕነታዊ ምልክነት ዓለም ካብ ኢራን ክትመሃር ዘኽእል ዕደል ዘመቻቻወ ፍፃመ እዚ ሰሙን ነይሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice

#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ጉዕዞ 2 ዓመት፡ ቃልሲ ሓርነት! | መግለፂ ቲቢኤስ ኢዲቶርያል | ብድጋፍ ሓርነታውያን ዝቖመ ቲቪ | ዜናታት 21 ለካቲት 2018

#tbstv
ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ
ምስረታ ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይፅምበል ኣሎ።

መግለፂ ቲቢኤስ ኢዲቶርያል
ቲቢኤስ ቲቪ ኣብዚ ክልተ ዓመት ኣብ ባህሊ ፕረስ ትግራይ ሓዱሽ በሪ ዝኸፈተ ሚዲያ ኮይኑ ዘሊቑ ኣሎ።

ኣብ ኣገዳሲ እዋን ዝመፀ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ሕላገት ትካሉን ድምፂ ህዝቡን ኮይኑ ዘገልገል ዘሎ ሚዲያ ዝዘመነ ጋዜጠኝነት እዩ ።

ኣብ ቃሉን ትፅቢት ህዝቡን ዝተረኸበ ቲቪ

ቲቢኤስ ኣብ ህዝቢ ዝፀንሐ ሃንቀውታ ውልቀ ሞድያ ከስምር ዝፈተነ ትካል ኮይኑ ዘሊቑ።

ንህልውና መንግስትነት ዝተጋደለ ቲቪ

ቲቢኤስ ቲቪ ክልተ ዓመት ካብ ዝተቓለሰሎም ዓንድታት እቲ ሓደ ህልውና መንግስትነት እዩ።

ብድጋፍ ሓርነታውያን ዝቖመ ቲቪ

ቲቢኤስ ቲቪ ብድጋፍ ኣብ ሓርነትን ናፅነትን ደቂ ሰብ ዘይዋገዩ ኣካላት ክልተ ዓመት ዘሊቑ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት

ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice

#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ሰልፊ ኣንፃር ውሳነ ቦርድ መረፃ | ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ | ፖኪስታንን ኣፍጋኒስታንን | ዜናታት 20 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ

ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ

ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ ካብ 21 ለካቲት ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ መደባት ብድምቀት ከኽብር እዩ።

ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ
ብምኽንያት ምስረታ ፅምብል ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ ዝተፈለላዩ ኣካላት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ሰልፊ ኣንፃር ውሳነ ቦርድ መረፃ
ንውሳነ ቦርድ መረፃ ስዒቡ ኣብ ዝተፈለላዩ ከባቢታት ትግራይ ናይ ተቛውሞ ድምፅታት ክስምዑ ውዒሎም።

መጥቃዕቲ ሳይበር

ሻብዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምኹላፍ ንተጠቀምቲ ዋትስኣፕ ዒላማ ዝገበረ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ሳይበር ይበፅሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ፖኪስታንን ኣፍጋኒስታንን
ኣብ ዶብ ፓኪስታንን ኣፍጋኒስታንን ንኣዋርሕ እናተጋደደ ዝፀ ንሐ ወጥሪ ናብ ቀጥታዊ ወተሃደራዊ ግጭት ከምዝዓበየ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice

#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ዘየናሕሲ ፀላኢ፡ ዘይናሳሕ ፈታዊ | ኣንደበት ሃፍቱ ኪሮስ | ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ እግድ | ዜናታት 19 ለካቲት 2018

ፅምብል ቲቢኤስ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ፅምብል መስረታ ካልኣይ ዓመት 21 ለካቲት ብድምቀት ከኽብር እዩ።

ኣንደበት ሃፍቱ ኪሮስ
ዘይከራኽር መሬት ትግራይ ኣካራኻሪ ተባሂሉ ዝተወሰነ ውሳነ ቦርድ መረፃ ፣ግዛኣት ትግራይ ዝመንዘዐ ውሳነ እዩ።

ጉዳይ ትግራይ
ልኡላውነት ትግራይ ጉዳይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ክኸውን ኣይግባእን ።

ኣንደነት ሙላት ገብረስላሰ
ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ እግድ ን25 ለካቲት ቖፀራ ተዋሂቡ።

“ክሕተት ኣለዎ”
ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ ውሳነ ሕግ ዝጠሓሰ ጥራይ ዘይኾነስ ናብ ተሓታትነት እውን ክሰጋገር ኣለዎ።

“ክንሓብር ይግባእ ”
ትግራይ ካብ ዝመፅእ ዘሎ ሓደጋ ክትናገፍ ልዝብን ዘተን የድሊ።

ቖፀሮ መጋባእያ
ውዕሎ መጋባእያ ማሕበር መማህራን ትግራይ መጋብኣያ ውሳነ ንምሃብ ቖፀሮ ተታሒዙ።

እገዳ ንዓመፅቲ
ውድብ ሕቡራት ሃገራት መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ ዝርከብዎም ኣርባዕተ መራሕቲ ዓመፅ ዝተበሃሉ እገዳ ተነቢርሎም።

ሓድሽ ኣምባሳደር ሶማሊላንድ
ሶማሊላንድ ፈለማይ ዝኾነ ዲፕሎማት ከምዝሸመት ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ተጋሩ ኣብ ፀቢብ ኣማራፂ | መግለፂ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ | ትልሚ ሰለማዊ ሰልፊ | ዜናታት 18 ለካቲት 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴

መግለፂ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ
እቲ ብቦርድ መረፃ ዝተዋሃበ ውሳነ ሕገ-መንግስታዊ መሰላት ዝምንዝዕን ሕግን ስርዓትን ዝጥሕስን እዩ።

ክእረም ዘለዎ ውሳነ
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ክልል መረፃ ትግራይ ዝወሰኖ ውሳነ ክእረም ኣለዎ።

ትልሚ ሰለማዊ ሰልፊ
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንዝሃቦ ውሳነ ስዒቡ ዝቋወም ሰልፊ ክነካይድ ኢና።

ክሲ ንቦርድ መረፃ
ውድብ ወለዶ ትግራይ ውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ መሰረት ገይሩ ቅሉዕ ክሲ ናብ ቤት ፍርዲ ኣቕሪቡ

ነባር ሓደጋ ሓዱሽ ፀጋ
ሕዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ንምብዳህ ፍሉይ ብሄራዊ ምትእኽኻብ ይጠልብ።

መዋፅኦ ትግራይ
ትግራይ ናብ ንቡራ ክትምለስ ተጋሩ ክንሓብር ይግባእ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ፍልሰት መናእሰይ
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ፡ መናእሰይ ብሰንኪ ዘይዓረየ ፖለቲካ እግሮም ናብ ዝመረሖም ምኻዶም ዘሕዝን ኢሉ።

ኦንላይን ምዝገባ

ኦንላይን ምዝገባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ካብ ሎሚ ዕለት ክሳብ 30 ለካቲት 2018 ዓ.ም ክካየድ እዩ።

ሓዱሽ ወደብ ዒራቕ
ኢራቅ ሓደሽ ወደብ ባሕሪ ንሕቡራት ሃገራት ምቕራባ
ላእላውነት ኲዌት ዝጥሕስ እዩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ነባር ሓደጋ ሓዱሽ ፀጋ | ግብፂ ንኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ | መግለፂ ሓይሊ ሰላም | ዜናታት 17 ለካቲት 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴

መግለፂ ግ/ም/ት
ንሕጊ ዝፃባእ ብዝኾነ ይኹን ኣካል ዝወሃብ ውሳነ ተቐባልነት የብሉን።

ነባር ሓደጋ ሓዱሽ ፀጋ
ሕዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ንምብዳህ ፍሉይ ብሄራዊ ምትእኽኻብ ይጠልብ።

መግለፂ ሓይሊ ሰላም
ዋንነት ርሰተ መረበትናን ልኣላዊ ግዝኣታዊ ሓድነትናን ቐይሕ መስመርና እዩ።

ዝዋግኡ ሓይልታት ሓደ ዝገበረ ኩነት ንትግራይ ዕድል ዝሃበ እዩ ተባሂሉ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ግብፂ ንኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ
ዘድሃበ ሓዱሽ ናይ ድርድር ነጥቢ ኣልዒላ።

ሱዳንን ትምህርትን
ኣብያተ ትምህርቲ ካርቱም ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ኲናት ዳግማይ ይኸፈታ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል  ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ኣገኘሁ ተሻገር ዶ ጌታቸው ረዳ? | ሓይልታት ትግራይ ዘቖጠዐ ዉሳነ | ዕድጊት ነፈርቲ ውግእ | ዜናታት 16 ለካቲት 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴

ብሄራዊ ሓደጋ
መረፃ ክልል ፀለምትን ራያ ኣላማጣን ካብ ክልል ትግራይ ወፃኢ ንክኸውን ውሳነ ምምሕልላፉ ብሄራዊ ሓደጋ እዩ ተባሂሉ።

ሓይልታት ትግራይ ዘቖጠዐ ዉሳነ

ሎሚ ዕለት ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተወሰነ ውሳነ ሕገመንግስታዊ ሉኣላውነት ህዝብታት ዝጠሓሰ እዩ ተባሂሉ።

“ኣሉታዊ ሰላም”
ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ምትግባር ዝተራእዩ መሰረታዊ ክፍተታት እቲ ከባቢ ዳግም ድባብ ኩናት ከፅልሎ ምኽንያት ኮይኑ

መድኽ ሽልማት ኪነጥበብ
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንልዕሊ 80 ሰብ ሞያ ባህልን ኪነጥበብን ሽልማት ክትህብ እያ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ሓዱሽ ዞባዊ ፍፃመ
ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጸጥታ ናይ ሓባር ግንባር ይፈጥራ ከምዘለዋ ተሓቢሩ።

ክሲ ጀነራል ኣል ብሩሃን

ኣልቡርሃን፡ መንግስቲ ኡጋንዳ ንመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝገበሮ ኣቀባብላ ብትሪ ንኹንኖ ክብል ገሊፁ።

ዕድጊት ነፈርቲ ውግእ
ሶማልያ ምስ ፓኪስታን 24 ‘JF-17’ ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ብ900 ሚልዮን ዶላር ንምግዛእ ትዘራረብ ከምዘላ ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ተኹሲ መለሽ ቃልሲ ከመይ? | ኣንደበት ጌታቸው ረዳ | ደብዳቤ ስዑዲ ዓረብ | ዜናታት 14 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ፅምብል ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ፅምብል ምስረታ ካልኣይ ዓመቱ 21 ለካቲት ብድምቀት ከኸብር እዩ።

ምላሽ ግ/ም/ት
ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ናብ ዝነበሮ ካምፕታት ትግራይ ክምለስ ትግራይ ተሰማሚዓ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት እዩ።

ኣንደበት ጌታቸው ረዳ
ኣብ ትግራይ ስልጣን ንምብሓት ኣብ መንገዲ ህይወት ህዝቢ ደው ዝብሉ ኣካላት ክንቃለሶም ኣለና ክብል ገሊፁ።

ኣንደበት ዓንዶም ገብረስላሰ
ኣብ ትግራይ ብሰላማውን ዲሞክራሲያውን መንገዲ ሰላም ምምፃእ ዘኽእል ዘተ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ኲናትን ጥዕናን
ውድብ ጥዕና ዓለም:ኣብ ኲናት ዝርከባ ሃገራት መጠን ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ካብ ካልኦት ሓሙሽተ ዕፅፊ ዝወሰኸ እዩ።

ደብዳቤ ስዑዲ ዓረብ
ወራሲ ዙፋን ስዑዲ ዓረብ ብዛዕባ ኩናት ሱዳንን የመንን ኣመልኪቱ ናብ ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢሚራት ዓረብ ደብዳቤ ሰዲዱ

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ