🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።
ዋጋ ልምሰት መንግስትነት
ሰኣን መንግስትነት ትግራይ ንምንባር ዘይትምችው፣ ጀጋኑኣ መዓልታዊ እትደፍእን ክብራ በብዕለት ዝጎድልን ዓዲ ትኸውን ኣላ
“ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ውድብ”
ናብ ሚድያ እናወፁ ትግራይ ብሓደ ሓሳብን ሓደ ውድብን ጥራይ ክትነብር ዝፅዕሩ መራሕቲ ኣደብ ክሕዙ ይግባእ ተባሂሉ።
ሂማንራይትስ ፈረስት ብዛዕባ ትግራይ
ኣብ ትግራይ ግዱድ ማእሰርትን መጭወይትን ደቅሰባት ኣሎ ክብል ሂማንራይትስ ፈረስት ከሲሱ።
ካልእ መልክዕ ምግዳል
መንእሰይ ትግራይ ፍቖዶ በረኻ ህይወቱ ካብ ዝስእን ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ክልወጥ ይግባእ::
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።