TBS TV

Category: ምስላዊ ዜና

🔴TBS TV| መልሲ ንግበር | ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን | ክሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣሜሪካ

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

“መረፃ ክካየድ ኣለዎ”
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ እትኽእል ዝተመረፀ መንግስትነት እንትህልዋ እዩ ተባሂሉ።

ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን

ፀለመ፣ ምጥቕቓዕን ሽም ምጥፍፋእን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘውድቕ ሓደገኛ ባህሊ ፖለቲካ እዩ::

“መልሲ ንግበር”
ኩሉ ነገር ንታሪኽን ንሕልናን ገዲፍካ ከካብ ዝኸድካዮ ናይ ተኽኒ ጫፍ መልሲ ምግባር ግድን ኣብ ዝብል ምዕራፍ ኣለና።

ቅልቅላው ደቡብ ሱዳን
ቅልውላው እታ ዓዲ ዝወለዶ ፀገም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጅምላዊ ዓመፅ ይሰፍሕ ኣሎ ተባሂሉ።

ክሲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣሜሪካ
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ግዝያዊ ሓለዋ ምስተወድአ ክሲ ጀሚራ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ትጉህ ምንቅስቓስ ጥፍኣት | ዋጋ ልምሰት መንግስትነት | “ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ውድብ” || ዜናታት 16 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።

ዋጋ ልምሰት መንግስትነት

ሰኣን መንግስትነት ትግራይ ንምንባር ዘይትምችው፣ ጀጋኑኣ መዓልታዊ እትደፍእን ክብራ በብዕለት ዝጎድልን ዓዲ ትኸውን ኣላ

“ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ውድብ”

ናብ ሚድያ እናወፁ ትግራይ ብሓደ ሓሳብን ሓደ ውድብን ጥራይ ክትነብር ዝፅዕሩ መራሕቲ ኣደብ ክሕዙ ይግባእ ተባሂሉ።

ሂማንራይትስ ፈረስት ብዛዕባ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ግዱድ ማእሰርትን መጭወይትን ደቅሰባት ኣሎ ክብል ሂማንራይትስ ፈረስት ከሲሱ።

ካልእ መልክዕ ምግዳል
መንእሰይ ትግራይ ፍቖዶ በረኻ ህይወቱ ካብ ዝስእን ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ክልወጥ ይግባእ::

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

🔴TBS TV| ዓውታ መራሕቲ፡ ስቕታ ህዝቢ | ምድልዳል መንግስትነት | ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን || ዜናታት 15 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።

ምድልዳል መንግስትነት
ትግራይ ሰላም ክተርክብን ፀጥታኣ ውሕስ ክተገብርን ኣብ መጠሻን ምድልዳልን መንግስትነት ክትሰርሕ ይግባእ ።

ዛንታ ሰለስተ ኣባዑር
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ንትግራይ ብዘቐደመ ሰለማዊ ቃልሲ ደቂ ትግራይ እዩ።

ምስፋሕ መድሕን ጥዕና
መድሕን ጥዕና ዕውት ንክኸውን በቢደረጅኡ ዘሎ ኣመራርሓን ሰብ ሙያ ጥዕናን ኣበርቲዖም ክሰርሑ ይግባእ።

ገዳም ጨርቆስ ውቕሮ
እቲ ገዳም ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፃዕሪ ክጅመር ኣለዎ ተባሂሉ።

ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን
ኣሜሪካ ካብ ኣባልነት ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርሳ ከምዘግለለት ኣፍሊጣ።

“ቦርድ ሰላም ጋዛ”
ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፡ ትራምፕ ናብ ቦርድ ሰላም ጋዛ ክፅንበራ ንዝገበሮ ፃውዒት ናእደአን ገሊፀን።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

🔴TBS TV| ውሳነ 15 ጥሪ ‘ታይ ኣትረፈ? | “ንትግራይ ዘድሕን ውሳነ” | መግለፂ 6 ውድባት ትግራይ || ዜናታት 14 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

ቅዋም 15 ጥሪ
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሕሉፍ ዓመት ከምዚ ቅንየት ዝሓዝዎ ቅዋም ኣዘራራባይነቱ ቀፂሉ።

“ንትግራይ ዘድሕን ውሳነ”

ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበለ እዩ።

“ንትግራይ ዝበደለ ውሳነ”
ብላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወሰነ ቅዋም ህዝቢ ትግራይ ፀገሙ ክጋደድን ቅልውላው ክተሓላለኽን ዝገበረ እዩ።

“ምሳይ ወይ ኣንፃረይ ”
ፖለቲካዊ ወጥሪ ህወሓት ስግኣት ህላወ ህዝቢ ትግራይ ይኸውን ኣሎ።

ትግራይ ብደቃ
ኣብ ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ክፍትሑ ይግባእ።

መግለፂ 6 ውድባት ትግራይ
እተን ውድባት፣ቅልውላው ትግራይ ዝመፅ ዘሎ ብገባታይነት ሓደ ውድብ እዩ ክብላ ከሲሰን ።

ትራምፕ ኣብ ህደሴ ግድብ
ፕረዚደንት ግብፂ ኣልሲሲ ትራምፕ ንህዳሴ ግድብ ዝምልከት ቁዋሙ ከምዘሐጎሶ ገሊፁ።

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| “ለማዳ እንስሳ” ዝተብሃሉ | ህዳሰ ግድብን ግብፅን | ኢሳያስውነት ኣብ ትግራይ || ዜናታት 12 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

ቃና ዘገሊላ
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ ዝኽበረሉን ቅድስ ሚካኤል ታቦት ናብ መንበሩ ክብሩ ዝምለሰሉን ዕለት እዩ።

ቴሌቶን ንጉዳኣት ሓርበኛታት መሐከሚ
13 ጥሪ 2018 ዓ.ም ዕላዊ እቶት መተኣኻኸቢ መድረኽ ክካየድ እዩ ።

ሓበራዊ ሓላፍነት
ጉዳኣት ሓርበኛታት ንምሕካምን ተመዛበልቲ ወገናት ንምምላስን ኩሉ ትግራዋይ ዝከኣሎ ክገበር ይግባእ።

“ለማዳ እንስሳ”
ብ/ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ኣብ ትግራይ ዘለው ተቛወምቲ ውድባት ዕላማ ኣይብለንን ክብል ገሊፁ።

ኢሳያስውነት ኣብ ትግራይ
ኣቦ ወንበር ውድብ ናፅነት ትግራይ ደጀን መዝገቦ ፣ጀነራል ወዲ መዲህን ዝተዛረቦ ናይ ኢሳያስ ሓሳብ ልብል ተደሚፁ።

ህዳሰ ግድብን ግብፅን
ግብፂ ኣብ ጉዳይ ህዳሴ ዘለዎ ቅዋም ኣቐፂላን ካሕሳን ትጥልብ ኣላ።

ሶማልያን ኳታርን
ክልቲአን ሃገራት ወተዳራዊ ስምምዕነተን ንምጥንኻር ዝዓለመ ስምምዕነት ኣካይደን።

ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኣውሮፖ
ቻይና ኣብ ኣውሮፖ እቲ ዝዓበየ ኤምባሲ ንምህናፅ ዝዓለመቶ ከይዲ ኢንግሊዝ ክተፅድቐላ ከምዝከኣለት ተሓቢሩ።

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ሓዉ ዘቕለለ: ጓና ኣይኣምኖን | ሽምግልና ትራምፕ ኣብ ኣባይ |ወጥሪ ኢትዮ ኤርትራ || ዜናታት 09 ጥሪ 2018

🔴 ዜናታት እዚ ዕለት

ዝቐፀለ ስቓይ ተመዛበልቲ

ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ብዘይምምላስ ዘጋጥም ዘሎ ስቓይ ተሓታትነት ሰብኣዊ መሰል ዘስዕብ እዩ።

ቃል መንደራት መቐለ

ካብ ጽንታዊ  ኲናት  ዝተረፈ መንእሰይ ኣብ ዓዱ ብሰላምን ድሕንነትን ክነብር ይግባእ::

ጠመተ ንከየንቲ ትግራይ

ትግራይ ሰኣን ጠመተ መንግስታዊ ኣካል ተተካእቲ ጥበባውያን ናብ ዘይተፍርየሉ ብርኪ ትኸይድ ኣላ

ወጥሪ ኢትዮ ኤርትራ
ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ከምፅኦ ንዝኽእል ጣጣ እቶም መራሕቲ ሓላፍነት ክወስዱ ኣለዎም ተባሂሉ።

ሽምግልና ትራምፕ ኣብ ኣባይ

ትራምፕ ኣብ መንጎ ግብፅን  ኢትዮጵያን ብዛዕባ ማያት ሩባ ኣባይ ንዘሎ ምስሕሓብ ክሽምግል ድልየት ከምዘለዎ ሓቢሩ ::

ሞት ኢራናውያን

ብሰንኪ ተቓውሞታት ኢራን ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 3 ሽሕ ከምዝበፀሐ ተገሊፁ

ታሪኽ ኣብ’ዚ ዕለት

ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ተጋሩ ነበርቲ  ዓዲ ጎሹ ብሓይልታት ምልሻታት ኣምሓራን ፋኖን ብግፍዒ ተቐቲሎም።

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ::

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

🔴TBS TV| ምእንተ ብሄር መልሲ ንግበር | ቃል ስውኣትና ንዘይምዕባር | ቃል ስውኣትና ንዘይምዕባር || ዜናታት 08 ጥሪ 2018

🔴 ዜናታት እዚ ዕለት

ኣንደበት ፕረዝደንት
ምዕባለ ህዝቢ ንምርግጋፅ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ምስራሕ የድሊ::

ቃል ስውኣትና ንዘይምዕባር

ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ኣካሎም ዝጎዶሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉን ወገናት ቃሎም ናብ ረብሓ ህዝቢ ኣይወዓለን::

ፖለቲካ ፀርፍን ፀለመን

ፀለመ፣ ምጥቕቓዕን ሽም ምጥፍፋእን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘውድቕ ሓደገኛ ባህሊ እዩ::

“መልሲ ንግበር”

ኩሉ ነገር ንታሪኽን ንሕልናን ገዲፍካ ከካብ ዝኸድካዮ ናይ ተኽኒ ጫፍ መልሲ ምግባር ግድን ኣብ ዝብል ምዕራፍ ኣለና።

ታሪኽ ኣብ’ዚ ዕለት

ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ተጋሩ ነበርቲ ማሕበረ ዴጎ፣ ብሓይልታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም፡ ከይቕብሩ ድማ ሬሰኦም ናብ ገደል ተድርብዩ።

ምሕዝነት ሃገራት

ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብፅን ሶማልያን ወተሃደራዊ ምሕዝነት ንምፍጣር ኣብ ዝርርብ ኣላ::

እዱብ ኣንደበት
ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከየኽፍሉ ጥንቃቀ ይጠልብ:

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ