#tbstv
ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ
ምስረታ ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይፅምበል ኣሎ።
መግለፂ ቲቢኤስ ኢዲቶርያል
ቲቢኤስ ቲቪ ኣብዚ ክልተ ዓመት ኣብ ባህሊ ፕረስ ትግራይ ሓዱሽ በሪ ዝኸፈተ ሚዲያ ኮይኑ ዘሊቑ ኣሎ።
ኣብ ኣገዳሲ እዋን ዝመፀ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ሕላገት ትካሉን ድምፂ ህዝቡን ኮይኑ ዘገልገል ዘሎ ሚዲያ ዝዘመነ ጋዜጠኝነት እዩ ።
ኣብ ቃሉን ትፅቢት ህዝቡን ዝተረኸበ ቲቪ
ቲቢኤስ ኣብ ህዝቢ ዝፀንሐ ሃንቀውታ ውልቀ ሞድያ ከስምር ዝፈተነ ትካል ኮይኑ ዘሊቑ።
ንህልውና መንግስትነት ዝተጋደለ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ክልተ ዓመት ካብ ዝተቓለሰሎም ዓንድታት እቲ ሓደ ህልውና መንግስትነት እዩ።
ብድጋፍ ሓርነታውያን ዝቖመ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ብድጋፍ ኣብ ሓርነትን ናፅነትን ደቂ ሰብ ዘይዋገዩ ኣካላት ክልተ ዓመት ዘሊቑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice
#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ