#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ፅምብል ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ
ቲቢኤስ ቲቪ ፅምብል ምስረታ ካልኣይ ዓመቱ 21 ለካቲት ብድምቀት ከኸብር እዩ።
ምላሽ ግ/ም/ት
ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ናብ ዝነበሮ ካምፕታት ትግራይ ክምለስ ትግራይ ተሰማሚዓ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት እዩ።
ኣንደበት ጌታቸው ረዳ
ኣብ ትግራይ ስልጣን ንምብሓት ኣብ መንገዲ ህይወት ህዝቢ ደው ዝብሉ ኣካላት ክንቃለሶም ኣለና ክብል ገሊፁ።
ኣንደበት ዓንዶም ገብረስላሰ
ኣብ ትግራይ ብሰላማውን ዲሞክራሲያውን መንገዲ ሰላም ምምፃእ ዘኽእል ዘተ ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ኲናትን ጥዕናን
ውድብ ጥዕና ዓለም:ኣብ ኲናት ዝርከባ ሃገራት መጠን ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ካብ ካልኦት ሓሙሽተ ዕፅፊ ዝወሰኸ እዩ።
ደብዳቤ ስዑዲ ዓረብ
ወራሲ ዙፋን ስዑዲ ዓረብ ብዛዕባ ኩናት ሱዳንን የመንን ኣመልኪቱ ናብ ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢሚራት ዓረብ ደብዳቤ ሰዲዱ
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ