መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ኣንደበት ደብረፅዮን ገብረሚኪኤል (ፒኤችዲ )
ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ኻሊእ መማረፂ ብምጥቓም እዩ ክብል ገሊፁ።
ኣንደበት ገላውድዮስ ኣርኣያ (ፒኤችዲ )
ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ጥራይ እዩ።
መግለፂ ሳወት
ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ ዝበፅሕ ዘሎ ማእሰርቲ ጠጠው ክብል ይግባእ ክብል ገሊፁ።
ሓዱሽ መራሒ ቢሪጣንያ
ኣንዲ በርንሃም ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ከምዝተመረፀ ተገሊፁ።
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን
ሰራዊት ሩስያ ኣብ ልዕሊ ርእሰ ከተማ ዩክሬን ኪየቭ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ባሊስቲክ ሚሳይል ኣካይዱ
ፔሩን ምንቅጥቃጥ መሬትን
ኣብ ፔሩ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ምጋጥሙ ስዒቡ ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።