TBS TV

🔴TBS TV| ትግራይ ኣብ ዳግማይ 2013 | ውግእ፡ ዝኹነን ተግባር | ኣሜሪካ ዝተሓሰመተን 11 ሃገራት | ዜናታት 14 ሓምለ 2018

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።

“ዘበት ንብሄራዊ ብርሰት”
ሕቶ ትግራይ ብዘይምምላሱ ነቲ ሕቶ ዝምልስን ትግራይ ዘውሕስን ካሊእ መማረፂ ምንዳይ ኣድላዪ እዩ ተባሂሊ።

ውግእ፡ ዝኹነን ተግባር

ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣንፀላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኲናት ንክእለይ ሓይልታት ናብ ጠረጴዛ ክመፁ ይግባእ ኢሉ።

“መልሲ ንግበር”

ኩሉ ነገር ንታሪኽን ንሕልናን ገዲፍካ ከካብ ዝኻድካዮ ናይ ተኽኒ ጫፍ መልሲ ምግባር ግድን ኣብ ዝብል ምዕራፍ ኣለና።

ገስጋስ ባንኪ ወጋገን

ባንኪ ወጋገን ኣብ በጀት ዓመት 2025 /26 ቅድሚ ግብሪ 4 ቢልዮን ብር ትርፊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።

ርክብ ኤርትራን ግብፅን

ፀጥታን ምሕደራን ቀይሕ ባሕሪ ናይተን ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝርከባ ግዝኣታታ ሓላፍነት ምዃኑ ተገሊፁ።

ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ዓረብን ኣፍሪካን

ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ግብጺን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጸጥታ ከምዝተዛራራቡ ተገሊፁ።

ኣሜሪካ ዝተሓሰመተን 11 ሃገራት

መንግስቲ ኣሜሪካ ንዜጋታቱ ናብ 11 ሃገራት ኣፍሪካ ዝገበርዎ ጉዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከምዝኣገደ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *