መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ዕውት ሰልፊ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፀወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ብሰላም ተጠናቂቑ።።
ኣንደበት ጌታቸው ረዳ
ኣብ ትግራይ ዝፍፅሞ ግፋን ወፅዓን ኩሉ ሰብ ክቃወሞ ዝግባእ ተግባር እዩ ክብል ጌታቸው ረዳ ገሊፁ።
“ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር “
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንክረጋገፅ ኣብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ድፍኢት ክግበር ይግባእ።
መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ፍልስጤም
ሓይልታት እስራኤል ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝነበሩ ፍልስጤማውያን ሓዘንተኛታት ቐቲሎም።
ኢራንን ሓይሊ ኤሌክትሪክን
ኢራን ዜጋታታ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክቑጥቡ ፃዊዒት ኣቕሪባ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።