መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ዜና ታሪኽ እዩ!
ብሚድያ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ትሕዝቶ ንሞራል ማሕበረሰብ፣ ንስነ ምግባር ጋዜጠኝነትን ንሕጊ ዓድን ዝግዛእ ክኸውን ይግባእ።
መግለፂ ሰልፊ ኣዲስ ኣበባ
ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሉ ሰልፊ ንረብሓ ህዝቢ እዩ ተባሂሉ።
ኣካታዒ ሰልፊ ኣዲስ አበባ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ብዘለዎ ትርጉም ደንነታት ይካትዕሉ ኣለዉ።
“ናይ ህልውና ሰልፊ”
ፅባሕ ቀዳም ዝካይድ ሰልፊ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዘረጋግፅ እዩ ተባሂሉ።
መግለፂ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ
ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ።
ዝቐፀለ ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ኣሜሪካ ንሻድሻይ ተኸታታሊ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዘካየደት ሰራዊት ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።