TBS TV

🔴TBS TV| “ክንደይ ምስ ተረፍና ትዕረቑ?” | መግለፂ 7 ትካላት ጥምረት ሰብኣዊ መሰላት| መራሕቲ ትግራይ ናብ ሳዋን ሸዋን | ዜናታት 13 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ

ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ፅምብል ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ
ቲቢኤስ ቲቪ ካልኣይ ዓመቱ 21 ለካቲት ብድምቀት ከኽብር እዩ።

መግለፂ 7 ትካላት ጥምረት ሰብኣዊ መሰላት
እቲ ጥምረት:ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዳግማይ ዝረአ ዘሎ ወተሃደራዊ ወጥሪ ሓዱሽ ሰብኣዊ ቀውሲ ከምዝፈጠረ ተገሊፁ።

ምኽክር ንትግራይ
ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝነብሩን ካብ ትግራይ ንዝመፁን ኣካላት ዘተ ንምክያድ ምድላዋቱ ወጊኑ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ኬንያን ኤችኣይቪ ኤድስን
ኬንያ ዳርጋ 100% ውጽኢታዊ ዝኾነ ሕክምና ኤችኣይቪ ከምዝጀመረት ዕላዊ ኾይኑ።

ሓማስ ንጋዛ
ሓማስ ንጋዛ ዳግማይ ምቁፅፃሩን ዝተፈለላዩ መንግስታዊ ግልጋሎታት ምጅማሩን ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *