TBS TV

🔴TBS TV| ዓቕምኻ በቲንካ ምሕጓስ | ትግራይ ኣብ ዞባዊ ወጥሪ | መራሕቲ ትግራይ ናብ ሳዋን ሸዋን | ዜናታት 12 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ምብታን ዓቕሚ
ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዶም

ሕክምና ንኣካል ጉዳኣት ተጋደልቲ
ን125 ውቕዓት ተጋደልቲ ትግራይ ሕክምና መጥብሓቲ ዓፅምን መትንን ተዋሂቡ።

ትግራይ ኣብ ዞባዊ ወጥሪ

ኣብ መንጎ ኤርትራ፣ኢትዮጵያን እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ዳግማይ ግጭት ከይፍጠር ስግኣት ኣሎ

መራሕቲ ትግራይ ናብ ሳዋን ሸዋን
ህዝቢ ትግራይ ብምኽንያት ስሱዕ ናይ ስልጣን ባህጊ መራሕቱ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ።

ዝተናወሐ ዕድመ ኮምሽን ሃገራዊ ዘተ
ኮምሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ዕድምኡ ክናወሕ ተወሲኑ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ዶክተር ቴድሮስ ኣብ መድረኽ ዓለም
ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሽልማት ኖቤል ሲኒማ ሰላምን ፎረም ዓለምን ከምዝተሸለመ ተሓቢሩ።

ሊብያ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሊቢያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብሕሱም ይህሰዩ ኣለዉ ኢሉ

ሰራዊት ኣሜሪካን ሶርያን
ኣብ ሶሪያ ዝርከቡ ወታደራት ኣሜሪካ ኣብ ቐፃሊ ኣዋርሕ ክወፁ እዮም ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *