TBS TV

🔴TBS TV| ኣሜሪካ፡ መጠንቀቕታ ዶ ይቕረታ? | ኣዘራራቢ ሓዱሽ ኣዋጅ | ደሃይ ተጋሩ ኣብ ስዑዲ ዓረብ |ዜናታት 19 ሰነ 2018#ህወሓት

ኣንደበት ኣማኑኤል ኣስፋ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ምፅናት ህዝቢ ትግራይ ናብ ምምንዛዕ ንብረት ተሰጋጊሩ ኣሎ ክብል ከሲሱ።

ኣዘራራቢ ሓዱሽ ኣዋጅ
እዚ ሓድሽ ኣዋጅ ብግዚያዊነት ንክትግበር ናብ ቢሮ ፍትሒ ተላኢኹ።

መግለፂ ኤምባሲ ኣሜሪካ
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ሰላም ዝዕንቅፉ ኣካላት ኣደብ ክሕዙ ኣጠንቂቑ።

ደሃይ ተጋሩ ኣብ ስዑዲ ዓረብ
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሞት ዝተፈረዶም ተጋሩ ንክፍትሑን ካብ ሞት ንክድሑኑን ድምፂ ክንኾኖም ይግባእ።

ደሃይ ኢትዮጵያውያን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪከ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ድሕንነቶም ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ፃዊዒት ቐሪቡ።

ተቛውሞ ረቂቕ አዋጅ ፋይናንስ
ኣብ ኬንያ ኣብ ልዕሊ ረቂቕ ኣዋጅ ፋይናንስ ዝተቛወሙ ልዕሊ 350 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።

ዳሃይ ሆርሙዝ
ውድብ ባሕሪ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መራኽብ ምዕጃብ ዝገብሮ ዝነበረ ስርሕቲ ደው ኣቢሉ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *