TBS TV

🔴TBS TV| ኤርትራዊ ሃገርነት ንኢትዮጵያ | ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ | ሓደጋ ምንቅጥቓጥ መሬት |ዜናታት 18 ሰነ 2018#ህወሓት

ምረቓ ተምሃሮ
ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርስቲታት ሎሚ ዕለት ተምሃሮአን ከመርቓ ውዒለን።

ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት

23 ሰነ ዝጅምር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ደንገርገር ከይህሉ ሓበሬታ ሓዙ ክብል ቢሮ ትምህርቲ ፀዊዑ።

ባህጊ ሰላም ትግራይ

ትግራይ ሰላም ንክትረክብ ኹሉ ኽፋል ሕብረተሰብ ንፖለቲከኛታት ድፍኢት ክገብር ይግባእ።

ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ

መስርሕ ምምስራት መንግስቲ ኤርትራ ኢትዮጵያ ኣብ ምድኻምን ምጥፋእን ዝተመስረተ ምንባሩ ገሊፁ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ኣንደበት ገላውድዮስ ኣርኣያ (ፕሮፌሰር )

ኣብ ሓደ ዓዲ ባህልን መንነትን ክቕፅል እንተተደልዩ ግድን ለውጢን ምትኽኻእን ክህሉ ኣለዎ።

ሶማሊላንድን ስደተኛታትን

ሶማሊላንድ ኣብ ዓዳ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት ለቒቖም ንክወፁ ኣዚዛ።

ሓደጋ ምንቅጥቓጥ መሬት

ኣብ ቬንዙዊላ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ደቂ ሰብ ኣጥፊኡ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *