TBS TV

🔴TBS TV| ዓይደር ዘይዝክር ፅምዶ! | ነፈርቲ ውግእ ኤርትራ | ሞቓድሾ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽ |ዜናታት28ግንቦት2018#tigraytoday#ህወሓት

መልእኽቲ ቲቢኤስ

ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።

ታሪኽ ኣብ እዚ ዕለት
ቅድሚ 28 ዓመት ከምዚ ዕለት ነፈርቲ ውግእ ኤርትራ ንቤት ትምህርቲ ህፃናት ዓይደር መቐለ ደብዲበን።

ተዝክሮ ደብዳብ ዓይደር

28 ግንቦት 1990 ዓ.ም ብ ነፈርቲ ውግእ ኤርትራ ዝተፈፀመ ደብዳብ ዘይሃስስ በሰላ ታሪኽ ትግራዋይ እዩ።

መግለፂ ውደብ ቓንጪ ሓቂ

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ወጀራት ዕስራ ዓዲ ዝበፅሕ ዘሎ ግፈዓዊ ቕትለት ጠጠው ንክብል እቲ ውድብ ፀዊዑ።

“ገባታይነት”
“ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ሓደ እዮም” ዝብል ተረኽ ፍልፍል ቀፃልነት ዘለዎ ሓደጋ እቲ ህዝቢ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ።

ኣንደበታት ሰላም

ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ዕግርገር ሞቓድሾ

ኣብ ሞቓድሾ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽ ሸለልትነት ዝመልኦ እዩ ክብል ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ሞቓድሾ ገሊፁ።

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣያቶላህ ዓሊ

ኣብ ቴህራን ዝተቐትለ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ እቲ ዝዓበየ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ክካየደሉ እዩ ተባሂሉ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *