TBS TV

🔴TBS TV| ፅንታ፡ ካብ ሰላሕታ ናብ ድሮን | ቓንዛን ብተናን ህዝቢ ትግራይ | “ስልጣን ይኣኽለኒ” ምባል|ዜናታት28ግንቦት2018#tigraytoday#ህወሓት

መልእኽቲ ቲቢኤስ

ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።

ደብዳብ ድሮን ሸራሮ

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ካባቢ ገማሃሎ ደብዳብ ድሮን ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።

ኣንደበት ጌታቸው ረዳ

ቓንዛን ብተናን ህዝቢ ትግራይ ደው ንክብል ፍሉይ ቓልሲ ይጠልብ ክብል ፕረዚደነት ውድብ ስምረት ጌታቸው ረዳ ገሊፁ።

ምረቓ መባእታዊ ሆስፒታል ገዛና

150 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ መባእታዊ ሆስፒታል ገዛና ሎሚ ዕለት ብዕሊ ተመሪቑ።

ስርዓት ጥዕና ኣብ ትግራይ

ስርዓት ጥዕና ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ግደ ተኽላ ውልቃዊ ሆስፒታላት ዕዙዝ እዩ ተባሂሉ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

“ስልጣን ይኣኽለኒ” ምባል

ኣቦ መንበር ኮሚሽን መረፃ ደቡብ ኮርያ ብሰንኪ ሕጽረት ድምጺ ካርዲ ካብ ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ተፈሊጡ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *