TBS TV

🔴TBS TV| ዋጋ “ዜሮ ቶሎረንስ”| መግለፂ ውድብ ሳልሳይ ወያነ|ኔቶን ሓደሽቲ ኣባላትን |ዜናታት27ግንቦት2018#tigraytoday#ህወሓት

ቲቢኤስ ኣብ ሓደጋ ምውራድ
ብፖለቲካዊ ፅልዋን ምምሕዳራዊ ፅዕንቶን ምኽንያት ዝተፈጠረ ፋይናንሳዊ ፀገም ቲቢኤስ ኣብ ሓደጋ ምውራድ ኣሎ።

መግለፂ ውድብ ሳልሳይ ወያነ
ህዝቢ ትግራይ እታ ዝመነያ ሰላም ንክረክብ ልዝብን ዘተን ወሳኒ የድሊ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ኔቶን ሓደሽቲ ኣባላትን
ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ሓሙሽተ ሓደሽቲ ሃገራት ብግዚያዊ ኣባላት ንቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ከምዝመረፀ ተሓቢሩ።

ምንካይ ዋጋ ነዳዲ
እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ደው ምባለን ስዒቡ ዋጋ ነዳዲ ከምዝቐነስ ተሓቢሩ።

ቅዋም ፕረዚደንት ትራምፕ
ኣመሪካ ነቲ ብኢራን ዝተሃብተመ ዩራንየም ክትወስዶ ምዃና ገሊፁ።

ድሕሪ 6 መዓልቲ ዝተረኸበት ነብሲ

ኣብ እምባ ኤቨረስት ንሽዱሽተ መዓልታት ዝጠፍአ ኔፖላዊ መራሒ ጉዕዞ ቱሪስት በህይወት ተረኺቡ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *