መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
መልእኽቲ ኣቡነ ማትያስ
ኣቡነ ማትያስ ኣብ ኣርሲ ኣብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳውያን ክርስትያን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍፃመ እዩ ክብሉ ገሊፆም።
ሓደጋ ባርዕ ሓዊ
ኣብ ወረዳ ኦፍላ ጣብያ ዓዲ ሹምብርኽት ፍሉይ ቦታ ሓባት ቤተክርስቲያን ሓዋርያ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ቅዋም ፕረዚደንት ኬንያ
ኣብታ ሃገር ብኣሜሪካ ዝምወል ማእከል ኢቦላ ክህነጽ ተሓሲቡ ዘሎ ማእኸል ክህነፅ ኣለዎ ክብል ገሊፁ።
ወጥሪ ሩስያን ዩክሬንን
ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ሎሚ እውን ካልእ ሞት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።
ዝቐፀለ ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ኢራን ኣብ ወሽመጥ ኣብ ዝርከቡ ወተሃደራዊ ትካላት ኣሜሪካ ብሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ጥቕዓት ኣብፂሓ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ