TBS TV

🔴TBS TV| ፕረስ ሓኒቖም ዘኽመስምሱ | “ሲፒጂ” ዘይረሰዖም ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት | ሓዱሽ ፖሊሲ ቪዛ ቻድ | ዜናታት 02 ነሓሰ 2018

መልእኽቲ ቲቢኤስ

ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።

ደሃይ ሓረስታይ፡ ተስፋ ሕርሻ

ዝወፀ ኣዋጅ ኤክስቴንሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ፣ ብፍልጠትን ብፅሬትን ተሓጊዙ ለውጢ ኣብ ምምፃእ ዝሕግዝ እዩ ተባሂሉ።

ምድልዳል ብሄራዊ ቁመና

ትግራይ ንክትዕረይን ቁመናኣ ክተዕርይን ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ

“ሲፒጂ” ዘይረሰዖም ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት

ንዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 16 ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ​​ሽልማት ፕረስ እዚ ዓመት ተዋሂቦም።

ሓዱሽ ፖሊሲ ቪዛ ቻድ

ቻድ ካብ ዝመፅእ ሓድሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ዜጋታት ኣፍሪካ ብዘይ ቪዛ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ዘኽእል ሓድሽ ፖሊሲ ኣፍሊጣ።

“ኪዳን ሓለዋ መካ”

ቱርኪ፡ ስዑዲ ዓረብን ፓኪስታንን ኣብቲ ቀጠና ዘሎ ወጥሪን ዞባዊ ስግኣታትን ንምምካት ዝዓለመ ውዕሊ ተፈራሪመን ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ነሓሰ
ኲናት ትግራይ ከይድገምን ንዑዑ ስዒቡ ዝመፅእ በሰላ ከይዓዝዝን ትኹረት ኹሉ ትግራዋይ ይጠልብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *