TBS TV

🔴TBS TV| ኣሸንዳ ግዳያት | ሕውየት ንተመዛበልቲ ተምሃሮ | ሑቲን የመንን | ዜናታት 01 ነሓሰ 2018

መልእኽቲ ቲቢኤስ

ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።

መልእኽቲ ብፁእ ኣቡነ ማትያስ

ኲናት ጠጠው ንክብል ብቕንዕናን ብትሑት ልብን ንእግዛኣብሔር ክንሓትት ይግባእ ኢሎም።

ሕውየት ንተመዛበልቲ ተምሃሮ

ተመዛቢሎም ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝረሓቑ ተምሃሮ ተስፋኦም ንምሕዳስ ዝዓለመ ናይ ክረምቲ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ።

ኣሸንዳ ማይ ንጉሆ

ኣሸንዳ ሎሚ ዘበን “ኣሸንዳ ማይ ንጉሆ “ብዝብል ስያመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሰናዳእ ኣሎ።

ኣሸንዳ ክኽበር ኣለዎ

ክብሪ፣ ናፅነትን ንፅህናን ደቂኣንስትዮ ንምዕቃብ ዝዓለመ በዓል በዓል ኣሸንዳ ብድምቐት ክኽበር እዩ።

ኣሸንዳ ፅጉም ዘመን

ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዘለወን ፀገምን መከራን ተፃዊረን በዓለን ከኽብራ ፃውዒት ቀሪቡ።

ተቓላዕነት ሳይበር

ኢትዮጵያ ብናይ ሳይበር ተቓላዕነት ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 5ይ ደረጃ ከምዘላ ሓድሽ ጸብጻብ ኢንተርፖል ኣቃሊዑ።

ሑቲን የመንን

ዓመጽቲ ሑቲ የመን ኣብ ልዕሊ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሓይልታት መንግስቲ የመን ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ሰባት ተቐቲሎም።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ነሓሰ
ኲናት ትግራይ ከይድገምን ንዑዑ ስዒቡ ዝመፅእ በሰላ ከይዓዝዝን ትኹረት ኹሉ ትግራዋይ ይጠልብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *