መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ሓደጋ በረድ ኣብ ዝራእትን ኣባይትን
ኣብ ወረዳ ሓሓይለ ከቢድ ዝኾነ ሓደጋ በረድ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።
ሓገዝ ዘመናዊ ድኹዒ
ብሰንኪ ኤልኒኖ ድርቂ ሓደጋ ዝበፀሖም ሓረስቶት ዝኸውን 5000 ኩንታል ዘመናዊ ዱኽዒ ሓገዝ ክዋሃብ እዩ ተባሂሉ።
መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ኣዉስትራልያ
“ብኲናት ዝፍታሕ ፀገም ትግራይ የለን” ክብል ማሕበር ተጋሩ ኣዉስትራልያ ገሊፁ።
መዋፅኦ ትግራይ
ፀገም ትግራይ ዝፍታሕ ብልዝብን ብዘተን ዳኣምበር ብግጭትን ተኾስን ኣይኾነን።
ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት
ኣብ ኢትዮጵያ ጥዕናዊ ኣመጋግባ ኣዝዩ ትሑት ምኻኑ ኣብ ፀብፃቡ አመላኺቱ።
ኢትዮጵያ ኣብ መፃወድያ ስራሕ ኣልቦነት
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስራሕ ኣልቦነት ኣብ ዝቕጽሉ ዓመታት ከቢድ ፈተና ክኸውን ከምዝኽእል ዓለም ለኻዊ ውድብ ቤት ዕዮ (ILO) ገሊፁ።
ሓደጋታት ኢል ኒኖ
ሓደጋ ድርቂ ኤል ኒኖ ንኣፍሪካ 20 ቢልዮን ዶላር ጉድኣት ከስዕበላ ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ሕማም ፀላም ከብዲ
ኣብ ዓለም ሕማም ፀላም ከብዲ ምህላው ዘይፈለጠ ዝመውት ሰብ ብሚሊዮን ዝቑፀር እዩ ተባሂሉ።
ለባማት ንልዝብ ዋጋ ይህቡ
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ኢራን ኣብ ስምምዕ ናይ ምብፃሕ ዕድል ከምዘሎ ገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።