መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ተስፋታት ምድሓን ትግራይ
ማሕበር ልምዓት ትግራይን ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ከተማ መቐለን ኣብ ሕውየት ትግራይ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ቕበላ ንተፈተንቲ ተምሃሮ
ብወረቐት ዝፍተኑ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ተምሃሮ ናብ መፈተኒ ቦታኦም ምእታው ከምዝጀመሩ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ኣፍሊጡ።
ሓድሽ ረቂቕ ደንቢ
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን ዘሎ ናይ ኣጠቓቕማ ማይ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ረቂቕ ደንቢ ይዘተየሉ ኣሎ።
መግለፂ ሰራዊት ሱዳን
ሰራዊት ሱዳን ኤል-ኦቤይድ ዝተበሃለ መስመር መጓዓዝያ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቖጻጸሮ ገሊጹ።
ዳግማይ ዝርርብ ኣሜሪካን ኢራንን
ዋሽንግተንን ቴህራንን ብኳታርን ፓኪስታንን ዝተኻየደ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ንምጅማር ምድላዋተን ዛዚመን ተባሂሉ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።