TBS TV

🔴TBS TV| “ብመቑሕ ዓለም ኣይተኽብቡና” | ሓዱሽ ኣዋጅ ንስደተኛታት | መጥቃዕቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ |ዜናታት 17 ሰነ 2018#ህወሓት

ሓገዝ ንጉዱኣት ተጋደልቲ
ኣካል ጉዳኣት ንምሕካም ኩሉ ትግራዋይ ክወፍር ይግባእ።

ክራማት ሎሚ ዘበን
ዝናብ ደንጉዮ ክዘንብ ስለዝኽእል ቕድመ ጥንቃቐ ክግበር ኣለዎ ክብል ቢሮ ሕርሻ ትግራይ ፀዊዑ።

ናፃ ሕክምና ዓይኒ
ናፃ ወፍሪ ዓይኒ ሕክምና ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ክዋሃብ እዩ።

ደሃይ ፊልሞን ፊላሪ
ፊልሞን ገብረህይወት ንክርከብ ደምፂ ኹኑኒ ክትብል በዓልቲ ገዝኡ ፀዊዓ ።

ረቂቕ ኣዋጅን ተቓውሞ ሂዩማን ራይትስ ዎችን
ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ረቂቅ ኣዋጅ ንክለዓል ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ።

ሓዱሽ ኣዋጅ ንስደተኛታት
ሊብያ ዘይሕጋውያን ዜጋታት ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣውፂኣ ።

መጥቃዕቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝጀመረ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።

ግሪን ካርድን ሕቶ ዜግነት ኣሜሪካን
ንግሪን ካርድ ዝወጽእ ወጻኢታት 80 ሚእታዊ ክውስኽ ምኻኑ ምምሕዳር ትራምፕ ገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *