TBS TV

🔴TBS TV| ኣዘራረብቲ ሓሳባት ፃድቃን | ረቂቕ ኣዋጅን ሕቶ ብዙሓትን | ብፍቓድካ ስልጣን ምልቃቕ |ዜናታት 16 ሰነ 2018#ህወሓት

ኣንደበት ፃድቃን ገብረትንሳኤ (ሌ/ጀነራል)

ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዘይምትግባሩ ፀገም ትግራይ ካብ እዋን ናብ ክጋደድ ክኢሉ።

ረቂቕ ኣዋጅን ሕቶ ብዙሓትን

ወፂኡ ዘሎ ሓዱሽ ረቂቕ ኣዋጅ መሰል ደቂ ሰባት ዝጥሕስን ህላወ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘእትውን እዩ ተባሂሉ።

መዋፅኦ ትግራይ
ትግራይ እትድሕን ኹሉ ትግራዋይ ሰላማውን ፖለቲካውን ቃልሱ እንተሐይል እዩ።

ፍልልይ ጠመተ ሕማማት

ኢቦላ ኣብ ኣውሮፓን ኣሜሪካን ተራእዩ ተዝኸውን ነይሩ ክታበት ምተረኸበሉ ነይሩ ክብል ዶክተር ጂን ካስያ ወቒሱ።

ካብ ሞት ዝተረፉ ስደተኛታት

ሓይልታት ባሕሪ ጣልያን ን127 ስደተኛታት ካብ ሞት ከምዘድሓነ ተገሊፁ።

ተስፋ ዘተ ሲዊዘርላንድ

ኣብ ሞንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ዝተኻየደ ቴክኒካዊ ድርድር ከምዝተዛዘመ ኢራን ገሊፃ።

ብፍቓድካ ስልጣን ምልቃቕ

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓባይ ብሪጣንያን መራሒ ውድብ ሌበርን ኬር ስታርመር ካብ ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጡ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *