TBS TV

🔴TBS TV| ስውኣት ምዝካር: ደቂ ስውኣት ምዕስካር | ብስም ስውኣት ትእከብ ዶ ትብተን? | መግለፂ ውድብ ስምረት |ዜናታት 15 ሰነ 2018#ህወሓት

ሓውዜንን ተጎጓን

ቅድሚ 38 ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ሓውዜን ቅድሚ 5 ዓመት ድማ ኣብ ተጎጓ ህዝቢ ተጨፍጪፉ።

ኣንደበት ፕረዚደነት ደብረፅዮን (ፒኤችዲ)

ዕለት ሰማእታት ስውኣት ዘምፅእዎም ዓወታት ብምዕቃብ ዘይተመልኡ ዕማማት ንምዝዛም ቃል እንኣተወሉ ዕለት እዩ።

ብስም ስውኣት ትእከብ ዶ ትብተን?

ዝኽረ ሰማእታት ብህልው ፖለቲካ ኣይሃስስን፡ ብሕመቕ ፖለቲከኛታት ኣይድምሰስን።

መግለፂ ውድብ ናፅነት

በቢ ምዕራፉ መስዋእቲ ዝገበሩ ተጋሩ ደሞም ኣይደረቐን ብሄራዊ ዕላማኦም ኣይተዓወትን።

መግለፂ ውድብ ስምረት

ናይ ሎሚ ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ተወሳኺ ሰማእታት ትግራይ ንዘይምኽፉል ክኸውን ይግባእ።

“ሰማእታት እንትንዝክር እንታይ ንዝክር “?

ምእንተ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ መስዋእቲ ዝኽፈሉ ወገናት ብግብሪ እዮም ክዝከሩን ክኸበሩን ዝግባእ።

“ሰማዒ ኸ ኣለና ድዩ “?

መስዋእቲ ደቂ ህዝቢ ንሰላምን ልምዓትን ተዘይኾይኑ እምበኣር ንምንታይ ዕላማ እዩ ዘብል ሕቶ ንክለዓል ምኽንያት ኾይኑ ኣሎ።

ብሰማእታት ዘይምሽፋጥ

ዕለት ሰማእታት እንትኽበር ሰማእታት ዝወደቑሎም ዕላማትት ብምዕዋት እንተዘይኮይኑ ሸፈጥ እዩ ተባሂሉ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *