TBS TV

🔴TBS TV| ዝኽሪ ሰማእት ዝጎልበቦ ጥልመት | “ኣብ ትማሊ የለናን ” | ዉሳነ መራሕቲ G-7 |ዜናታት 10 ሰነ 2018#tigraytoday#ህወሓት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።

መግለፂ ማሕበር መማህራን
መማህራን ትግራይ መሃያኦም ብምኽልኻሉ ንዕዳን ዕንድዳን ተቃሊዖም ከምዝርከቡ ተገሊፁ።

መግለፂ ውድብ ዓረና
ግፋን ኣስገዳድ ዕስክርናን መናእሰይ ክስደዱ ይገብር ከምዘሎ ዓረና ገሊፁ።

“ኣብ ትማሊ የለናን “
ህዝቢ ትግራይ ሒዝና ዓቕምና ወሲኽና እምበር ኣይጎደልናን ክብሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ገሊፆም።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክተእክብ ይግባእ ።

ዉሳነ መራሕቲ G-7
መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ (G7) ንዩክሬን ዘለዎም ደገፍ ደጊሞም ኣረጋጊፆም።

ኢራን ካብ ኲናት ናብ ሕወየት
ኣፈጉባኤ ኢራን ሃገሩ ካብ ምውንጫፍ ሚሳይል ናብ ምምፃእ ቁጠባ ክትሰጋገር ኣለዋ ኢሉ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *