TBS TV

🔴TBS TV| ኣሳሪ ሓሳብ፡ ቀያዲ ምሕሳብ | ኣንደበት ወይዘሮ ኣኸዛ ሑሉፍ | ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት |ዜናታት 09 ሰነ 2018#tigraytoday#ህወሓት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።

ዕለት ዝኽሪ ሰማእታት

በዓል ሰማእታት ክኸበር እንከሎ ሰማእታት ዝወደቕሉ ዕላማ ናብ ግብሪ ብምስግጋር ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ።

ዝኽሪ ወፍሪ ኣሉላ
ኣንፃር ልፍንታውያን ሓይልታት ዝተገበረ ተጋድሎ ብግዝያዊ ፖለቲካዊ ሃልክታት ኣይሃስስን፡ ኣይድምሰስን።

መግለፂ ቮክስ ትግራይ

ኣብ ልዕሊ ሓሳቦም ብናፅነት ዝገልፁ ዜጋታት ዝፍፀም ማእሰርቲ ንኹንን ክብል እቲ ትካል ገሊፁ።

ኣንደበት ወይዘሮ ኣኸዛ ሑሉፍ
ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰ ንመሰሉን ንክብሩን እምብር ብመርገፅቲ ኣይኮነን።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክተእክብ ይግባእ ።

መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዘቢ ትግራይ ንባይታ ፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ተጋሩ ዝሓቛፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።

ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት

ኣብ ሱዳን ኣብ 2026 ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ልዕሊ 1000 ሰላማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ኪሳራታት ኲናት
ኣሜሪካ ኣብ ኢራን ዘይተጸበየቶ ክሳራ ከምዝገጠማ ፀብፃባት ኣመላኺቶም።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *