TBS TV

🔴TBS TV| ኣቦይ’ነይ በበይኑ ፀሎቶም!| ኣዛራረቢ ጉዕዞ ኦቦሳንጆ | ምብቃዕ ኲናት ኢራን |ዜናታት 08 ሰነ 2018#tigraytoday#ህወሓት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።

ኣንደበት ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፒኤችዲ)
ጠለብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ምስፋን ሕግን ስርዓትን አዩ።

ስግኣት ዝናብ ክራማት
መፃኢ ክረምቲ ፍሉይ ርብርብን መኸተን ኩሉ ኣካል ዝሓተት ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ።

ኣዝመራ ሎሚዘብን
ኣብ ትግራይ ከቢድ ሓደጋ ሕፅረት ዝናብ ከጋጥም ከምዝኽእል ኮምሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ትግራይ ኣጠንቂቑ።

ኣዛራረቢ ጉዕዞ ኦቦሳንጆ
ጉዕዞ ኦሊሰጎን ኦባሳንጆ ኣብ ሊሂቃን ትግራይ ዝተፈላለየ ስምዒት ፈጢሩ ይርአ ኣሎ።

ሶማልያን ሶማሊላንድን
ወጥሪ ሶማልያን ሶማሊላንድን ንምእላይ ሞቃድሾ ዲፕሎማስያዊ ኣማራጺ ከምዝተጠቐመት ተገሊፁ።

ምብቃዕ ኲናት ኢራን
ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ንምቁራጽ ኣብ ግዝያዊ ስምምዕ ከምዝበፀሓ ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *