መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
መግለፂ ውድብ ስምረት
እቲ ውድብ መንእሰይ ትግራይ ይገብሮ ኣሎ ዝበሎ ዝተወደበን ዘይተወደበን ሰለማዊ ቃልሲ ንኢዱ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ኣብ ኣፍደገ ኣፅናቲኻ ምምልላስ
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ ዝመፅእ ብቱን ብሄራዊ ዓቕሚ ናብ ሓደ ማእኸል ብምምፃእ እዩ።
ቤት ምኽሪ ፕረስ ዓለም
መራኸቢ ማዕኸናት ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ፕረስ ዓለም ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ስምምዕ ሰላም ኢራንን ኣሜሪካን
እስራኤልን ኢራንን ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ንፈለማ እዋን መጥቃዕቲ ነፈርቲ ከምዝተለዋወጣ ተሓቢሩ።
ትራምፕን ኔታንያሁን
ትራምፕ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ግጥም ብቕልጡፍ ደው ንክብል ጸዊዑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።