TBS TV

🔴TBS TV| ደቃ ዘይኣከበት ትግራይ | መትከል ፑቲን | ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ |ዜናታት22ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ገስጋስ ተጎጓ

ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጓ ሎሚ ዕለት 3ይ ዙር ማሽነሪታት ኣታዊ ገይሩ።

ፋብሪካ ሰሚንቶ ተጎጓ

ማሸነሪታት እቲ ፋብሪካ ኣታዊ ምዃኖም ከይዲ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ቅልጡፍ ምዃኑ ዘርእይ እዩ ተባሂሉ።

ኣንደበታት ሰላም

ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ጋናን ኣይ ኤም ኤፍን

ጋና ካብ ፅግዕተኝነት ዓለም ለኻዊ ትካል ገንዘብ IMF ከምእትወፅእ ኣፍሊጣ።

መትከል ፑቲን

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ሩስያ ንኤውሮፖ ስግኣት ኮይና ኣይትፈልጥን ኢሉ።

ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ

ዓለም ለኻዊ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ቅልውላው ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ኣረዲኦም ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *