TBS TV

🔴TBS TV|“ብመሪሕነት ደብረፅዮን ንቕድሚት” | ቅርታ Tbs Tv | ሩስያ ሙከራ ሚሳይል |ዜናታት06ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ፍትሒ ንፍሩዳት ሞት
ኣብ ሱዑዲ ሞት ዝተፈረደሎም ወገናት ፍርዶም ፍትሒ ንክረክብ ደብረፅዮን ገብረሚኪኤል(ፒኤችዲ) ፀዊዑ።

ኣንደበት ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፒኤችዲ)
ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓደጋ ጥፍኣት ክድሕን ዝኽእል መንግስትነት ትግራይ እንትትከል እዩ።

“ሓቛፋይ ካብኔ “
ትግራይ ናብ ዝሓሸ ብራኸ ዘሳጋግር ሓቛፋይ ዝኾነ ካቢኔ ንምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ።

ቅርታ Tbs Tv
ቲቢኤስ ቲቪ ኣብ ሰለስቲኦም ፕረዚደንታት ዝበፅሖ ዘሎ ምጉናይ ንክዕረይ ሓቲቱ።

ብደሆታት ሰብ ሙያ ጥዕና
ብተደጋጋሚ ዝተሓተተ ሕቶ ሰብ ሙያ ጥዕና ብዘይ ምምላሱ ኣብ ከቢድ ፀገም ኣለው።

ኣብ ፖኪስታን ዝተሓበኣ ነፈርቲ ኢራን
ኢራን ነፈርታ ካብ መጥቃዕቲ ትራምፕ ንምክልኻል ኣብ ፓኪስታን ከም ዘሓበት ተገሊፁ።

ሩስያ ሙከራ ሚሳይል
ሩስያ “ሳርማት” ዝተባህለ ኒዩክለራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ኢንተርኮንቲነንታል ባሊስቲክ ሚሳይል ብዓወት ፈቲና።

ቻይና “ዛዕባ ታይዋን”ንኣሜሪካ
ፕረዚደንት ቻይና ጉዳይ ታይዋን ብግቡእ እንተዘይተታሒዙ ምስ ኣሜሪካ ናብ ጎነፅ ክነምርሕ ንኽእል ኢና ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *