TBS TV

🔴TBS TV|ስልጣን ሎሚ፡ ዘይትሕለብ ላሕሚ | መጓነያይ ትካል ጉተሬዝ | ሰላሕታዊ ፅንታ ኣብ ትግራይ |ዜናታት04ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ሰላሕታዊ ፅንታ ኣብ ትግራይ

ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ስለዘይተመለሱ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ይርከቡ ክብል ፅላል ገሊፁ።

ኣንደበት ገላውድዮስ ኣርኣያ (ፕሮፌሰር )

ውዕሊ ፕሪቶሪያ ምፍራስ ከቢድ ሕጋዊ ክሲ ዘስዕብን ዳግማይ ናብ ዝኸፍአ ውግእ ዘእትውን እዩ።

ኣንደበታት ሰላም

ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

“ኒኩለርያዊ ሕርያ”

ኣብ ቀረባ እዋን ብውድብ ህወሓት ዝተወሰነ ውሳነ ኒኩለራዊ ሕርያ እዩ ክትብል ተመራማሪት ሳራ ቮን ገሊፃ።

ዝሕደስ ዘሎ ዝምድና ኢትዮ -ኣሜሪካ

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ምኽክር ኣካይደን።

መጓነያይ ትካል ጉተሬዝ

ንኣፍሪካ ቀዋሚ መንበር ባይቶ ጸጥታ ምኽላእ ከብቅዕ ኣለዎ ክብል ዋና ፀሓፊ ሕብራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ገሊፁ።

እገዳ ሰብ ሰልጣን ሩስያ

ሕብረት ኤውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ሩስያ ሓድሽ እገዳ ከምዘንበረ ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ሓድነት መራሕቲ ብምምፃእ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ኣብ ዘአንፈተ ይኸውን።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *