#Tbsምስሳን ብሄራዊ ተረኽ፡ ትኹረት TBS TV ወርሒ ግንቦት!ሓሳባትኩም ኣካፍሉ!ኣገልግሎታትነ ተጠቐሙ!ምስ ቲቢኤስ ስርሑ! Posted On: May 11, 2026 ቲቢኤስወርቃዊ
“ገረብ ብሓኽላ”[….ህልኽን በለፅን ዝወለዶ ጋግ መንግስትነት!]——#ሓተታጥቕልል ብዝበለ መንገዲ ምጅማር…. ነቲ ትንትን ኣቢልካ ክርአይ ዝድለ ዘሎ ጋግ መሪሕነት ወይ power vacuum… ዝሕግዝ ናይ ሓሳብ መተራኣስን ናይ ለበዋ ዳስን ዝህብ እዩ። እቲ ሓደን መሰረታውን ተቓርኖ ስልጣን ከደልድል ዝደሊ ሓይልን “ትግራይ ጋግ መንግስታዊ ስልጣን ወይ power vacuum ኣጋጢምዋ….. መውዓሊ ዕዋሉን መጻወቲ ስድታትን ክትከውን ኣይግባኣን” ዝብል ሓይልን ዝፈጠርዎ ምስሕሓብ እዩ ኣብ ዝብል ብዙሓት ይሰማምዑ። ትኹረት እዚ ሓተታ እውን ዕጻ ጀነራል ታደሰ ብመንጽር እዚ ተቓርኖ እዚ ምርኣይ ይኸውን። Posted On: May 11, 2026 ካብ ቀረባ ታሪኽና ንምጅማር…. መረጻ 2012 ዓ/ም ይኹን ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ መረጻ ዘርኣዮ ውግንና ንውድብ
ኣብ ቀረባ ንደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፒኤችዲ) ፕረዚደንት ገይሩ ዝሸመ “ነባር ቤት ምኽሪ” ብኡ ንብኡ ንጀነራል ታደሰ ወረደ ብቐጥታ ዘውረደ እንትኾን ሎሚ ድማ እቲ ዝነበረ ካቢኔ ብዶክተር ደብረፅዮን እናተመርሐ ኣኼባ ከካይድ ምጅማሩ ተገሊፁ። Posted On: May 11, 2026 ሰለስተ ዓመታት ብክልተ ፕረዚደንታት እናተመርሐ ክሳብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፀንሐ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምላስ ተመዛበልትን ምውሓስ ግዝኣታዊ
#Tbs Posted On: May 11, 2026 ንኹልኽን ኣዴታት እንኳዕ ኣብፀሐክን። እቲ ዝኸፍአ ስሕለት ፅንተታዊ ኩናት ኣብ ዝባንክን እንትዓርፍ ንዝተርኣየ ደቂ ኣነስትዮን