ንኹልኽን ኣዴታት እንኳዕ ኣብፀሐክን። እቲ ዝኸፍአ ስሕለት ፅንተታዊ ኩናት ኣብ ዝባንክን እንትዓርፍ ንዝተርኣየ ደቂ ኣነስትዮን እኖታትን ትግራይ ድማ ብፍላይ ሓዱሽ ምዕራፍ ህይወት ንምነየልክን።
ቲቢኤስ
ወርቃዊ

ንኹልኽን ኣዴታት እንኳዕ ኣብፀሐክን። እቲ ዝኸፍአ ስሕለት ፅንተታዊ ኩናት ኣብ ዝባንክን እንትዓርፍ ንዝተርኣየ ደቂ ኣነስትዮን እኖታትን ትግራይ ድማ ብፍላይ ሓዱሽ ምዕራፍ ህይወት ንምነየልክን።
ቲቢኤስ
ወርቃዊ

ካብ ቀረባ ታሪኽና ንምጅማር…. መረጻ 2012 ዓ/ም ይኹን ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ መረጻ ዘርኣዮ ውግንና ንውድብ
ሰለስተ ዓመታት ብክልተ ፕረዚደንታት እናተመርሐ ክሳብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፀንሐ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምላስ ተመዛበልትን ምውሓስ ግዝኣታዊ