ክልተ ፕረዚደንት፡ ፍርቂ ትግራይ
ብ27 ሚያዝያ ብዝተመለሰ ቤት ምኽሪ ዝተሾመ ፕረዚደነት ደብረፅዮን ፈለማይ ካብኔኡ ኣካይዱ።
“ብጉልበት ዝተወስደ ስልጣን”
ጀነራል ታደሰ ወረደ ነቲ ሎሚ ስራሕ ዝጀመረ ሓይሊ ንዝመፅእ ፀገም ተሓታቲ እዩ ክብል ከሲሱ።
“ታሪኻዊ ሓደጋ”
ምምላስ ኣብያተ ምኽርን ምሻም ሓዱሽ ፕረዚደነትን ብቀሊሉ ዘይረኣይ ታሪኻዊ ሓደጋ እዩ ተባሂሉ።
ወጥሪ ሱዳንን ኢትዮጵያን
ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ሰራዊት ተዋፍር ከምዘላ ተገሊፁ።
ቴክኖሎጂ ቻይና
ቻይና ብኤሌክትሪክን ብነዳዲን ዝሰርሓ ነፈርቲ ናብ ተግባር ከምዝወዓለት ተሓቢሩ።
ፈላመይቲ መርከብ
መርከብ ኦዴሳ ብመስመር ባሕሪ ሆርሙዝ ብምሕላፍ ንደቡብ ኮርያ ነዳዲ ዘብጽሐት ቀዳመይቲ መርከብ ከምዝኾነት ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ