TBS TV

🔴TBS TV|ክልተ ፕረዚደንት ፍርቂ ትግራይ |ስግኣት“ዝተመለሰ መንግስቲ”|ዕዳ ኢትዮጵያ ንትግራይ እንታያ?|ዜናታት29ሚያዝያ 2018#tigraytoday#ህወሓት

ኣንደበት ክንደያ ገብረህይወት (ፕሮፌሰር)

ዝተበተነ ዓቕምኻ ዘይኣከብኻን ኣጋ ምውራድኻ ተዛቲና ትግራይ ነሳግራ ዝብል መልእኽቲ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ እዩ።

ስግኣት “ዝተመለሰ መንግስቲ”

ኣብያተ ምኽሪ ናብ ቦትኡ መሊስኻ መንግስቲ ምምስራት ንትግራይ ናብ ካልእ ፀገም ዝወስድ እዩ።

ልዝብ፡ ብሕታዊ መዋፅኦ ትግራይ

ዝተሓላለኹ ፀገማት ትግራይ ንክፍትሑን መፃኢ ዕፃ ትግራይ ንክበርህን ደቂ ትግራይ ክእከቡን ኣብ ትግራይ ክውሱኑን ይግባእ ።

ዕዳ ኢትዮጵያ ንትግራይ እንታያ?

ጠቕላላ ዕዳ ኢትዮጵያ 51 ነጥቢ 8 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ክሲ ጋና ንደቡብ ኣፍሪካ

ጋና ኣብ ልዕሊ ደቡብ ኣፍሪካ ዘለዎ ክሲ ብዕሊ ንሕብረት ኣፍሪካ ኣቕሪባ።

ለበዳ ሃንታ ኣብ ስፔን

ብሓደገኛ ለበዳ ሃንታ ቫይረስ ዝተሃስየት መርከብ ኤምቪ ሆንዲየስ ብልዑል ጥንቃቐ ናብ ደሴታት ካናሪ ትቐርብ ኣላ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *