መግለፂ ምንቅስቓሰ ደለይቲ ለውጢ
ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ኣፍሪስካ ንህዝቢ ትግራይ መሊስካ ናብ ኩናት ንምእታው ዝግበር ዕንደራ ጠጠው ክብል ኣለዎ ።
“ውዕሊ ፕሪቶሪያ ከይፈርስ”
ኣብ ትግራይ ወጥሪ እናዓበየ ምኻዱ ስዒቡ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክሕሎ ኣሎ ክብል ሕብረት ኣውሮፖ ገሊፁ።
ጋግ መንግስታዊ ስልጣን
ሕቶ ስልጣን ፕረዝደንት ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ጋግ መንግስታዊ ስልጣን ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ።
ኣለሻ ፍትሒ ፍሩዳት ሞት
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ዝተወሰነ ናይ ሞት ፍርድን ኣፈፃፅምኡን ደው ንክብል ውድብ ባይቶና ፀዊዑ።
ኢራንን ኣሜሪካን ኣብ ፅዋዕ ዓለም
ኢራን ፅወዕ ዋንጫ ዓለም 2026 ኣብ ኣሜሪካ ከትሳተፉ ምዃና ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ኣረጋጊጹ።
“መይ ደይ”
ሎሚ ዕለት ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ወይ መይደይ ብብርኪ ዓለም ይፅምበል ኣሎ።
“መይደይ” ኣብ ኬንያ
ካልኦት ሃገራት በዓል መይ ደይ ብሓጎስ ከብዕሉ እንከለው ሰራሕተኛታት ኬንያ ግን ዘብዕልዎ ነገር የብሎምን ተባሂሉ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ