TBS TV

🔴TBS TV| ጋግ መንግስታዊ ስልጣን|ኲናት ኢራን ኣብ ሶማልያ|ቁርፂ ቅዋም ህወሓት|ዜናታት22ሚያዝያ 2018#tigraytoday#ህወሓት

“ውረድ ኣይወርድን “
ነባር ቤት ምኽሪ ትግራይ ናብ ስራሕ ይመለስ ዝብል ውሳነ ፕረዝደንት ታደሰ ወረደ ኣይተቐበሎን።

ሞት ዝተፈረደሎም ኢትዮጵያውያን
ኣብ ስዑድ ዓረብ ሞት ዝተፈረደሎም ኢትዮጵያውያን ካብ ሞት ንክድሕኑ ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ።

መስርዕ ናፅነት ፕረስ
ኢትዮጵያ ብመንጽር ናጽነት ፕረስ ካብ 180 ሃገራት መበል 148 ተሰሪዓ።

ፀረ እርጋን ክትባት
ሩስያ ጸረ እርጋን ክታበት ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ።

ኲናት ኢራን ኣብ ሶማልያ
ኣብ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ንሽፍትነት ሶማልያ በሪ ዝኸፍት እዩ።

ኣብ እስራኤል ዝተተሓዙ ኣክቲቪስታት
ሓይሊ ባሕሪ እስራኤል ንናይ ረድኤት ጀላቡ ግሎባል ሱሙድ ኣብ ኣህጉራዊ ባሕሪ ከምዝተቖፃፀረን ተሓቢሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *