TBS TV

🔴TBS TV| ብውግእ ቐላዶ | ባእሲ ደቅኖ መስሐቒ ጓና | ክራይስስ ግሩፕ ብዛዕባ ትግራይ | ዜናታት 26 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ግደ መናእሰይ ኣብ ሰላም
ኣብ ምስፋን ሰላምን ምእላይ ጎነፃትን ተሳትፎ መናእሰይ ዕዙዝ ክኾን ይግባእ ተባሂሉ።

ባእሲ ደቅኖ መስሐቒ ጓና
ኣብ ሞንጎ ክልተ ኣሕዋት ዝካየድ ዘሎ ተኹሳዊ ጎነፅ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ደው ክብል ይግባእ።

ደሃይ ባህልን ቋንቋን

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሳልሳይ ዓለም ለኸ ዋዕላ ቋንቋ ትግርኛ ኣሳሊጡ ::

ትኹረት ውድብ ሕቡራት ሃገራት
ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ጎንፂ ደው ክብልን ስምምዕ ፕሪቶርያ ብሙሉእነት ክትግበርን ፃውዒት ኣቕሪቡ::

ክራይስስ ግሩፕ ብዛዕባ ትግራይ
ኣብ ትግራይ ዝተላዕለ ጎነፃዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተወሳኺ ኲናት ናይ ምክያድ ተኽእሎ ዘዕቢ እዩ::

ውዕሎ ፓርላማ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘልዓሎም ሓሳባት ኣዘራራባይነቶም ቀፂሉ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *