🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ደብዳብ ድሮን
ኣብ ከተማ እንተጮ ደብዳብ ድሮን ከምዝተኻየደን ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉደኣት ከምዝበፅሐን ተሓቢሩ።
ምስክርነት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል
እቲ ኮምሽን ኣብ ዶባት ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዳግመ ኲናት ኪሳራ ሲቪልያን ሰባት የጋጥም ከምዘሎ ገሊፁ።
ዝቐፀለ ውግእ
ቢቢሲ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ህዝቢ ይጎድእ ከምዘሎ ንነበርቲ ብምውካስ ፀብፂቡ
ጎመል ሰሪቕካ ምድናን
ፖለቲካዊ ውድባት ኩናት ክኽበስ ደብዳበታት እንትፅሕፋ መንግስታት ግን ኣስቂጦም።
ኣንደበታት ሰላም
ናይ ባዕሉ ኣለዎ እዩ
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ