TBS TV

🔴TBS TV| ዘይተዓወተ ምሕፅንታ “ተዛተዩ” | ሃገራዊ ምኽክር ኮምሸን ኣብ ትግራይ | ስረዛ በረራታት ኣየር | ዜናታት 21 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ስረዛ በረራታት ኣየር
በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ምስራዙ ስዒቡ ኣብ መቐለ ሕፀረት ባንኪ ገንዘብ ገጢሙ።

ለበዳ ኤች ኣይቪ ኤድስ
እቲ ሕማም ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናተጋደደ ይኸይድ ስለዘሎ ፍሉይ ጥንቃቐ ይጠልብ።

ምድሐን ወለዶ
ለበዳ ኤች ኣይቪ ኤድስ ንምዕጋት ግቡእ ሞያዊ ትምህርትን ክትትልን የድሊ።

ናፃ ወፍሪ ሕክምና ዓይኒ
ናፃ ወፍሪ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ትግራይ ካብ 30 ጥሪ ጀሚሩ ክዋሃብ እዩ።

ሃገራዊ ምኽክር ኮምሸን ኣብ ትግራይ
እቲ ኮምሽን ኣብ ትግራይ ዘካይዶ ናይ ምኽኽር ዘተ ዕውት ንክኾን ህዝቢ ትግራይ ቅሩብነቱ ከርእይ ይግባእ ተባሂሉ።

ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ
ፀገም ትግራይ ብሰለማዊ ፖለቲካዊ መንገዲ እምበር ብኲናትን ውግእን ክፍታሕ ኣብ ዘይኽእለሉ ዓለማዊ ኩነታት ኣለና።

ቅዋም ኦቻ ኣብ ኲናት ዓለም
ኦቻ ዓለም እተተናኣግዶ ዘላ ኲናት ንስድራቤታት ኣብ ሓደጋ ዘእትው እዩ ክብል ገሊፁ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *