TBS TV

🔴TBS TV| ዓውታ መራሕቲ፡ ስቕታ ህዝቢ | ምድልዳል መንግስትነት | ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን || ዜናታት 15 ጥሪ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ ።

ምድልዳል መንግስትነት
ትግራይ ሰላም ክተርክብን ፀጥታኣ ውሕስ ክተገብርን ኣብ መጠሻን ምድልዳልን መንግስትነት ክትሰርሕ ይግባእ ።

ዛንታ ሰለስተ ኣባዑር
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ንትግራይ ብዘቐደመ ሰለማዊ ቃልሲ ደቂ ትግራይ እዩ።

ምስፋሕ መድሕን ጥዕና
መድሕን ጥዕና ዕውት ንክኸውን በቢደረጅኡ ዘሎ ኣመራርሓን ሰብ ሙያ ጥዕናን ኣበርቲዖም ክሰርሑ ይግባእ።

ገዳም ጨርቆስ ውቕሮ
እቲ ገዳም ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፃዕሪ ክጅመር ኣለዎ ተባሂሉ።

ፍትሕ ኣሜሪካን ውድብ ጥዕና ዓለምን
ኣሜሪካ ካብ ኣባልነት ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርሳ ከምዘግለለት ኣፍሊጣ።

“ቦርድ ሰላም ጋዛ”
ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፡ ትራምፕ ናብ ቦርድ ሰላም ጋዛ ክፅንበራ ንዝገበሮ ፃውዒት ናእደአን ገሊፀን።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *