loader
Sydney 29
Sydney 29

ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ኣቦ ወንበር መስራቲት ኮሚቴ ኣገልግሎት ፈነወ ትግራይ ኣይተ ጥላሁን ታፈረ

ዝኸበርኩም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኰይንኩም፡ ብመንገዲ ዓብዪ ሕልሚ ዝሰገምኩም፡ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘለኹም መስረትቲ ኣገልግሎት ፈነወ ትግራይ t b s ዝኸበርኩም ኣብ መስረትቲ እዚ ትካል እምነት ኣሕዲርኩም፡ t b s ኣብዚ ብርኪ እዚ ክበፅሕ ካብ ምንጋጋ ደቅኹም እውን ከይተረፈ መን ዚዕኹም፡ ኣብ ምስረታ t b s ኢንቨስት ዝገበርኩም ሰብ ሼር ዝኸበርኩም ዕዱማት ኣጋይሽ ክቡራትን […]

ሓዱሽ ሚድያ ውልቀ ቲቢኤስ ተመስሪቱ!

ኣብ መሬት ትግራይ ብምምስራቱ ፈላማይ ምዃኑ ዝተነገረሉ ቲቢኤስ ዝተሰመየ ሚድያ ውልቀ፡ 25 ሰነ 2015 ዕላዊ ምስረትኡ ኣካይዱ። ኣብ መድረኽ ዕላውነት እቲ ትካል፡ መስረትቲ፣ ሰብ ብርኪ እቲ ትካል፣ ምሁራት፣ ሰብ ሃፍትን ወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም። እዚ ሚድያ ሕዚ ትግራይ ኣትያቶ ኣብ ዘላ ከቢድ ሓደጋ ምምፅኡ ዓብዪ ተስፋን ሓላፍነትን ዝተነበረሉ ምዃኑ ዝተገለፀ እንትኸውን እቲ ሚድያ ካብ […]

As the leading infotainment media network in the Horn of Africa, we have the power to influence millions of users.

Contact Us
  • +251911447437, +251 914111170
  • [email protected]
  • Mekelle, Tigrai, Ethiopia

Copyright © 2023 Tigrai Broadcasting Service.