ምስ ልምዓት ጎቦ ጮምዓ ተዛሚዶም ዝቐረቡ ዘለው መስረታዊ ሕቶታትን ጠለባትን ፣ብኣስራርሓን መስርሕን መንግስቲ ከምኡ እውን
ሎምዘበን ዝኽበር በዓል መስቀል 2018 ልኣላዊ መሬትና ኣብ ዝተወረረሉ ዝተመዛበለ ወገን ኣብ ፎቆዶ ቴንዳ ብሕማምን
በዓል መስቀል ሃይማኖታውን ትፊውታውን ክብሩ ሓልዩ ክኽበርን ኣርማታት ሰላምን ሓድነትን ዓቲሩ ክበዓልን ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ።
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት በዓል መስቀል ብደሙቕ መልክዑ ንምኽባርን ዘለው ቅርስታት ንምዕቓብን ምስ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ብሓባር
…….ኣቦ ወንበር እታ ዓመት ምሉእ አብ ሕምስምስ ዝፀንሐት ዝኾነ ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ትማሊ ንዉሱናት ትካላት ሚድያ
ባዕልኻ ንባዕልኻ ምጥልላፍ፣ ሓው ኣብ ልዕሊ ሓው ምልዓል፣ ፀላኢ አቐሚጥካ ነንባዕልኻ ብፀላኢነት ምፍርራድ ከይዱ ከይዱ
ነሓሰ 1981 ዓም ልክዕ ቕድሚ 36 ዓመት ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ብግዱሳት ደቂ ትግራይ ዝተጣየሸት ማሕበር
ኣብ ዘበን ዮሃንስ ምልክት ርእሲ ምቕናዕ ኣርእያ ዝነበረት ትግራይ፡ ብምኽንያት እቲ ኣብ መተማ ዝተረፈ ዉሉዳ፡
ኣብ ምዕሩይ ማሕበረሰባዊ ኩነታት ሚድያ ራብዓይ ኣካል መንግስቲ ኮይኑ እንተግልግል ይርአ። ራብዓይ ኣካል መንግስቲ ማለት
“ቲቢኤስ ዝብሃል ሚድያ ክንዓፅዎ ኢና። ኣይንዕገስን። ሰራዊት እዉን ወሲኑ እዩ።” እዚ ቃል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት