በዓል መስቀል ሃይማኖታውን ትፊውታውን ክብሩ ሓልዩ ክኽበርን ኣርማታት ሰላምን ሓድነትን ዓቲሩ ክበዓልን ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ።
ማሕበር መስቀል ጮምዓ መቐለ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብሓባር ብምኻን ሎሚ ዕለት ንመራኸብቲ ሓፉሽ ኣብ ዝሃቦ ሓበራዊ መግለፂ ብዛዕባ እቲ ኣብ ጮምዓ መቐለ ዝክበር ድሙቕ በዓል መስቀል መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

1) አሰፋ አብርሃ ሐጎስ፡ ዋና ስራሕ ኣፈፃሚ ጉዳያት ምምሕዳርን ኣገልግሎት ህዝብን 2) ቴዎድሮስ አረጋይ ወ/ሥላሴ
👉🏻ቲቢኤስ ቲቪ ኣብ ትግራይ ንፁህ ጋዜጠኝነት ብምትግባር ቃንዛ ህዝቢ (Agony) ኣብ ምሕካምን ባህጊ ሓፋሽ (Aspiration)
ምስ ልምዓት ጎቦ ጮምዓ ተዛሚዶም ዝቐረቡ ዘለው መስረታዊ ሕቶታትን ጠለባትን ፣ብኣስራርሓን መስርሕን መንግስቲ ከምኡ እውን
ሎምዘበን ዝኽበር በዓል መስቀል 2018 ልኣላዊ መሬትና ኣብ ዝተወረረሉ ዝተመዛበለ ወገን ኣብ ፎቆዶ ቴንዳ ብሕማምን