መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ተስፋ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ
ኣብ ትግራይ ዝዋሃብ ናይ ወረቐት ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዝተተሓዘሉ ግዘ ሰሌዳ ክዋሃብ እዩ ተባሂሉ።
“ማእሰርቲ ንኹንን”
ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ ዝግበር ጭውያ፣ ማእሰርትን ምንግልታዕን ብትሪ ክኹነን ዝግበኦ እዩ ክብል ገሊፁ።
ምምላስ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት
56 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ቦሳሶ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተመለሱ ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ገሊፁ።
ደሃዩ ዝጠፍአ ፕረዚደነት
ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ንልዕሊ 45 መዓልታት ደሃዩ ምጥፍኡ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ናዕቢ ፈጢሩ።
ፀብፃብ ሂዩማን ራይትስ ዎች
ኣብ ዌስት ባንክ ዝስፈሩ ዜጋታት እስራኤል ዘካይድዎ መጥቃዕቲ ኻሊእ ህልቂት ከስዕብ ከምዝኽእል እቲ ትካል ኣጠንቂቑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።